ፈረንሳይ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 1 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከባቢ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝውዕል 1 ሚሊየን 76 ሺሕን 687 ዩሮ ሓገዝ ገይራ።
እቲ ሓገዝ ኣብቲ ከባቢ ብዘጋጠመ ድርቂ ምኽንያት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታት ንምድሓን ዝተጀመረ ስራሕ ከምዝሕግዝ…