ንሕና መስዋቲ ከፊልና ህዝቢ ኢትዮጵያ ርእሱ ከቕንዕ እንተዘይገይርና መፃኢ ወለዶ ርእሱ ኣድኒኑ ክተርፍ ኢዩ – ኣይተ መላኩ ኣለበል
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕና መስዋቲ ከፊልና ህዝቢ ኢትዮጵያ ርእሱ ከቕንዕ እንተዘይገይርና መፃኢ ወለዶ ርእሱ ኣድኒኑ ክተርፍ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እናዘመቱ ዝርከቡ…