Fana: At a Speed of Life!

ዳያስፖራ ሕጋዊ ብዝኾ መልክዑ ገንዘብ ብምልኣኽ ሓገዙ ንኽቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ገንዘብ ሕጋዊ ብዝኾ መልክዑ ናብ ሃገር ንኸመሓላልፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂበን መግለፂ…

ተደሚሮም ንሓቂ ጠጠው ንዝበሉ ዳያስፖራታት ኢትዮጵያውያንን ቀርኒ ኣፍሪካን ናእዳይ ይገልፅ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ተደሚሮም ንሓቂ ደው ንዝበሉ ኢትዮጵያውያን ዳያስፖራታት ቀርኒ ኣፍሪካንናእደኦም ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ምድማር ናይ ምክፍፋል ሓፁራት…

ኣብ ክልል ሃረሪ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካን ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ወይዘሮ ሚስራ ብደላ፣ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ፓርተ ብልፅና እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱልጀባር መሓመድ ሓዊሱ ካልኦት…

ምስረታ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚን ፅባሕን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ፍልይቲ ወረዳን ብሓባር ዘጣይሸኦ ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚን ፅባሕን ኣብ ዝካየዱ መረሃ ግብሪታት መበል 11 ክልል ኮይኑ ብዕሊ ክምስረት ኢዩ። ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ 20 መስከረም ኣብ ዘካየዱዎ ህዝበ…

ውዙዕ ሓበሬታ ኣብ ዘጋውሑ ትካላት ሚዲያ ዝውሰድ ስጉምቲ እርማት ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ዘንበሮም ሕደ ደምቢታትን ስነ-ምግባር ሞያን ብምጥሓስ ውዙዕ ሓበሬታ ኣብ ዘጋውሑ ትካላት ሚዲያ ዝውሰድ ስጉምቲ እርማት ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ መሓመድ እድሪስ ኣፍሊጦም።…

ኢትዮጵያውያን ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ኣብ 27 ዓለም ለኸ ከተማታት ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም  ኢትዮጵያውያን ኣብ 27 ከተማታት ንመንግስቲ ኣሜሪካን ሓደ ሓደ ምዕራባውያን መንግስታትን ኣብ ልዕሊ ኢትዮያ እናገበሩዎ ዝርከቡ ኢድ ኣእታውነትን ፅዕንቶን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ካብ ደቡብ ኣፍሪካ ክሳብ ዋሸንግተን ዲሲ ፃዕዳ…

ካብ ደባርቕ ናብ ጎንደር ተፃዒኑ እናኣተወ ዝነበረ ጦር መሳርሒ ተተኮስቲ ጠያይቲን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 7 ሺሕ ናይ ብሬን ክላሽንን ተተኮስቲ ጠያይቲ፣ ሓደ ክላሽን ኮቭ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ባንኪ ሒሳብ ደፋትር፣ ሲም ካርድታት፣ ናይ ብሬን ክሳድ ኣብ ከተማ ደባርቕ ተታሒዞም። ብሄራዊ መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ምስ ሰራዊት ምክልኻል ብዝገበሮ ዝተጠናኸረ…

ኣብ እንግሊዝ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኢድ ኣእነታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን  ሓደ ሓደ ምዕራባውያን መንግስታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ዝቃወም ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቶም ሰልፈኛታት መንግስቲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመረፀ መንግስቲ ፅዕንቶ…

ናይ ወገን ጦር ንፀላኢ ምቕፃዕ ኣብ ዘኽእል ቁመና ይርከብ – ዘመትቲ ፃውዒት ክተት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ናይ ወገን ጦር ኣብ ግምባር ዋግህምራ ብጅግንነት እናተቓለሰ ከምዝርከብን እቲ ጉጅለ እንተይደምሰሱ ከምዘይምለሱ ኣብቲ ግምባር ፃውዒት ክተት ዝተቐበሉ ዘመትቲ ገሊፆም። ናይ ወገን ጦር ንፀላኢ ምቕፃዕ ኣብ ዘኽእል ቁመና…

ነበርቲ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 15 ሚሊየን ብርን ሰንጋታትን ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ነበርቲ ክልል ደቡብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 15 ሚሊየን ብርን ልዕሊ 200 ሰንጋታትን ሓገዝ ገይሮም። ካብ ማእኸል ወረዳታት እቲ ዞባ ዝተኣኻኸቡ ሰንጋታት ካብ ጂንካ ከተማን ካብ ወረዳን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታትን ምፍናው ገይሮምሎም።…