ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ከምኡ እውን ንሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ምክያድ ጀሚሩ። ነበርቲ እታ ከተማ ከካብ ከባቢኦም “ጁንታ ፀላኢ ኢትዮጵያ ኢዩ፣ ሓላፍነትና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ከምኡ እውን ህልውናን ሉኣላዊነትን ሃገር ንምሕላው መስዋእቲ እናኸፈለ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ንምድጋፍ ሎሚ መዓልቲ ህዝባዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ። ኩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንህወሓትን ቁጣራቱን ዝኹንን ሰልፊ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣሶሳ ንህወሓትን ቁጣራቱን ዝኹንን ከምኡ እውን መንግስቲ ሃገር ንምድሓን ዝጀመሮ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝድግፍ ሰልፊ ከምዝካየድ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ከተማ ኣሶሳን ዙሪያኣን ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣመራርሓታት፣ ሰራሕተኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉኣላውነት ሃገር ብምሕላው ታሪኽ ሰዓራይነት ኢትዮጵያውያን ክቕፅል ምግባር ይግባእ – ኣይ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላውነት ሃገር ብምሕላው ታሪኽ ሰዓራይነት ኢትዮጵያውያን ክቕፅል ምግባር ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። “ብዘኹርዕ ቃልሲ ናይ ኣቦታት ደምን ዓፅሚን ኣብ ጥንኩር ከውሒ ዝተሃነፀት ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ሓይሊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፃውዒት ክተት ተቐቢልና ንምዝማት ተዳሊና ኣለና – ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ንምድሓን ዝተመሓላለፈ ፃውዒት ክተት ተቐቢሎም ንምዝማትን ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋልን ከምዝተዳለዉ ነበርቲ ከተማ ሃዋሳ ኣፍሊጦም። መንግስቲ ኣብ ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ህልውና ንምምካት ዘመሓላለፎ ፃውዒት ክተት ኣመልኪቶም ነበርቲ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንምጥፋእ ዝገብሮ ፃዕሪ ንድግፎ ኢና – ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ንምጥፋእ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምዝድግፉን ክሳብ ህይወት መስዋእትነት ካብኦም ትፅቢት ዝግበር ድሉዋት ከምዝኾኑን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጦም። ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ባህርዳር ዘመትቲ ናብ ግምባር ኣፋኒያ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ባህርዳር ዝተውፃእፅኡ ዘመትቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሰሳስ ናብ ግምባር ምፍናው ተገይሩሎም። እቶም ዘመትቲ ግብረ ራዕዲን ወራሪን ሓይሊ ብምድምሳስ ዓወት ንምሕፋስ ቆራፃት ከምዝኾኑ ምግላጾም ኣሚኮ ፀብፂቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩልና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢና – ነበርቲ ከተማ ጎዴ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጎዴ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ድጋፍ ብሰላማዊ ሰልፊ ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ዝድግፉ ሰላማዊ ሰልፊታት ዝተኻየዱ እንትኾኑ፥ ነበርቲ ከተማ ጎዴ “ኩልና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢና” ክብሉ…
ቢዝነስ መጠን ፍርያት ሲሚንቶ እናወሰኸ ከምዝመፅ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ሲሚኒቶ ንምዕባይ መንግስቲ ኣብቲ ዓውዲ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ምምሕያሽ መጠብ ፍርያት እናወሰኸ ከምዝመፀአ ሚኒስቴር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ፋብሪካታት ስሚንቶ ሙገረን ዳንጎተን ተረኺቦም ከይዲ ምፍራይ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ኣክሲዮን ኦሮ-ፍሬሽ ፍርይት ኣትክልቲን ፍረ ምረን ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምቕራብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ንግዲ ኣትክልቲን ፍረምረን ኦሮ-ፍሬሽ ፍርይት ኣትክልቲን ፍረ ምረን ሎሚ መዓልቲ ንነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተመጣጣኒ ዋጋ ምቕራብ ጀሚሩ። እቲ ማሕበር ኣክሲዮን፥ ኣፍረይቲ ቀጥታ ምስ ዓደግቲ ንምርኻብ ፍርያታት ኣትክልቲን…