Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ ንሃገርና ብዘለና ልምዲ ንምግልጋል ወሲንና ኣለና – ነበር ኣባል ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)”ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ ንሃገርና ብዘለና ልምዲ ንምግልጋል ወሲንና ኣለና” ክብሉ ነበር ኣባል ሰራዊት ምክልኻል ገሊፆም። እቶም ነበር ኣባላት ሰራዊት፥ መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ተቐቢሎም ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘጋጠማ ሃገራዊ ፈተና…

ንዓወት ብዝግስግስ መንፈስ ሰዓራይነት ኢትዮጵያ ክነብስር ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንህወኸሉ ወቕቲ እንተይተሃወኽና ምሕላፍ ምልክት ብሄራዊ ፅንዓት ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ፅሒፎም። ብብዙሕ ኣንፈታት እናተፈተንና ንርከብ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ፈተና ንሓልፈሉ ጥነካረ ቀዳማይ…

ኣብ ዓለም ለኸ ስታዴም ሃዋሳ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት መንግስቲ ክልል ሲዳማን ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምቅዋም ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ሃዋሳ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። ንሕና እናሃለና ሃገርና ብጁንታ ኣይትፈርስን፤ ንጁንታ ክነጥፈኦ ኢና፣ ሃገርና ብኽብራ…

ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና 2013 ዓ.ም 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ክጅመር ኢዩ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ተምሃሮ ፈተነኦም ብዝተረጋገአን ስነ-ምግባር ብዝተመልኦን መልክዑ ንኽፍተኑ ሰናይ ትምኒቱ ገሊፁ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…

ኣብ ዓለም ለኸ ስታዴም ሃዋሳ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት መንግስቲ ክልል ሲዳማን ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ኦነግ ሸኔን ብምቅዋም ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ሃዋሳ ሰልፊ ተኻይዱ። ንሕና እናሃለና ሃገርና ብጁንታ ኣይትፈርስን፤ ንጁንታ ክነጥፈኦ ኢና፣ ሃገርና ብኽብራ…

ሓደ ሓደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ዜና ዝሰርሑሉ ዝንባለ ሱር ዝሰደደ ስለዝኾነ ክእረም ይግበኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ሓደ መራኸብቲ ሓፋሽ ዓለም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ናይ ሕሶት ዜና ዝሰርሑሉ ዝንባለ ሱር ዝሰደደ ስለዝኾነ ክእረም ከምዝግበኦ ሚኒሰስትር ዲኤታ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣተሓሳሲቦም። እቶም መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ፀብፃቦም…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ጂግጅጋ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲን ጉጅለ ጥፍኣትን ንዝኾ ህወሓት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ 20 ቀበሌታት እታ ከተማ ዝመፅኡ ነበርቲ ከተማ ጂግጂጋን ኣመራርሓታት ምምሕዳር ከተማን ተረኺቦም። ኣብቲ…

ደ/ር ይልቃል ከፋለ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ርእሰ ምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም። እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብወራር ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ንፁሃን ካብ ምቕታል ክሳብ ምምዝባል ዝበፅሑ ግፍዒታት እናፈፀመ…

ኣብ ከተማ ኣምቦ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ንግበረ ህወሓትን ሸኔን ዝኹንንን ንሰራዊት ምክልኃል ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ከተማ ኣምቦ ሓዊሱ ኣብቲ ዞባ ካብ ዝርከባ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ተሳቲፎም፡፡…

ሃፍቲ ምፍራይ ዝከኣል ሃገር እንትህሉ ኢዩ – ሰብ ሃፍቲ ከተማ ጎንደር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ገንዘብናን ህይወትናን ንህልውናና" ብዝብል መሪሕ ሃሳብ ሰብ ሃፍቲ ከተማ ጎንደር ዘተ ኣካይዶም። እቲ ዘተ ዘጀመሩ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይ ዘውዱ ማለደ፥ ሰብ ሃፍቲ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝነበረ ወፍሪ ህልውና ሓገዝ እናገበረ…