Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ምስ ዓበይቲ ዓዲ ተዛቲዮም። እቶም ዓበይቲ ዓዲ ወራሪን ግብረ ራዕዲን ትህነግ ሃገር ንምፍራስ ዝገብሮ ስራሕ ባንዳ ኮኒኖም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…

ኣብ ዞባ ሃዲያ ንህወሓት ዝኹንንን ንውሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሃዲያ ንሽርሒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ንጅግና ውሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዝኾነኑ ትካል ሬድዮን ቴሌቪዥንን ድሬዳዋ ፀብፂቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…

ሓይሊታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ንቃወም – ነበርቲ ጎባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊታት ወፃኢ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሩዎ ኢድ ኣእታውነት ከምዝቃወሙ ኣብ ዞባ ባሌ ነበርቲ ከተማ ጎባን ከባቢኣን ገሊፆም። እቶም ነበርቲ ንሰራዊት ምክልኻ ዝድግፍን ፅዕንቶ ሓይሊታት ወፃኢ ዝኹንንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጎባ ኣካይዶም።…

ቴሌቪዥን ጣቢያ ሲ ኤን ኤን ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናውፀአ ምዃኑ ተቓሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴሌቪዥን ጣቢያ ሲ ኤን ኤን ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናውፀአ ምዃኑ ተቓሊዑ። እቲ ጣቢያ ብዝምልከት ተደጋጋሚ ፀብፃባት እናሰርሐ ይረኸብ እምበር፥ ዝርሖም ፀብፃባት ኣብ ትኽክለኛ ሓበሬታ ዘይተመርኮሱ ናይ ሕሶት፣ ዝተዛብዑን ሚዛናዊነት…

ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ተምሃሮ እናመረቐ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ድሬዳዋ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ተምሃሮ እናመረቐ ይርከብ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ እናመረቖም ዝርከብ ተምሃሮ፥ ብስሩዕ፣ ክረምታዊን ምሸታዊን መርሃግብሪ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ኢዮም።…

ኣብ ከተማ ዲላ ንህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ከተማ ዲላ ኣብ ከተማ ዲላ ንህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ድጋፍ ብዝተፈላለዩ ጭርሖታት ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ እናገበሮ ዝርከብ…

ሕልሚ ምፍራስ ሃገር ትህነግን ሸኔን ንምምካን ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማን ሕልሚን ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዳውያን ትህነግን ሸኔን ንምምካን ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ገሊፆም። ነበርቲ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ፥ ግብረ ራዕዲ ትህነግን ጉጅለ ራዕዲ ሸኔን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ምንቅስቓስ ጥፍኣት…

ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ሶዶ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ተግባር ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዞባ ወላይታ ከተማ ሶዶ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ኣብ ዞባ ወላይታ ካብ ዝርከባ ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ…

ምትእኽኻብ ዳዕሮታት ንዱር ዘይድፈር ይገበሮ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ፈታኒ እዋን ውላዳት ኢትዮጵያ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ከምዝተለዓሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ናይ መወዳእታ ከቢድ ሕማም ሕርሲ ህፃን ዝውለደሉ ሰዓት ኢዩ፤ እዚ ፈታኒ…

ካብ ደጀን ክሳብ ግምባር መስዋእቲ ንምኽፋል ድሉዋት ኢና – ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ደጀን ክሳብ ግምባር ክንከፍሎ ዝግባእ መስዋእቲ ንምኽፋል ድሉዋት ከምዝኾኑ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ፥ ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝጀመሩዎ ምንቅስቓስ ንምውዳድ ዘኽእል መድረኽ ዘተ…