Fana: At a Speed of Life!

ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልልን ከተማታትን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣቀባብላ ተረኺቦም። ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይተ…

ሕብረት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ዘተኣኻኸቡዎ 35 ሺሕ ስዊዝ ፍራንክ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት መናእሰይ ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ንምርዳእ “ህያብ በዓል ልደት ንሃገረይ” ብዝብል ዕፃ ቶምቦላ ሎተሪ ዘተኣኻኸቡዎ 35 ሺሕ ስዊዝ ፍራንክ ንቀዋሚ ቤት ፅሕፈት ኣረኪቦም። ቀዋሚ ልኡኽ በዓል ሙሉእ ስልጣን…

መርሃ-ግብሪ ምፍናው ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ  ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ-ግብሪ ምፍናው ቁኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ  ይካየድ ኣሎ። ብመሰረት እቲ መርሃ-ግብሪ ካብ ብሄራዊ ሙዚየም ተበጊሱ ናብ 4 ኪሎ ኣደባባይ እቲ ምፍናው ክካየድ እዩ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ምፍናው÷ ኣፈጉባኤ ቤትምኽሪ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዳያስፖራታትን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዝተሰናድአ ማስ ስፖርት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ንዳያስፖራታትን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ዝተሰናድአ ማስ ስፖርት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃግብሪ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ሓዊሱ ፃውዒት ዝተገብረሎም ኣጋይሽን ካልኦት ተሳተፍትን ተረኺቦም።…

ሓዱሽ ዓመት 2022 ብሓቫር ጠጠው ንብለሉ ዓመት ንግበሮ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትማሊ ዝኣተወ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ 2022 ኣመለልኪተን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። እተን ፕዚዳንት ኣብ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒተን፥ ሓዱሽ ዓመት 2022 ናይ ሰላም፣ ናይ ምሕካምን ብሓባር ጠጠው ንብለሉ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ በርበራ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 8 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ወደብ ከተማ በርበራ ሶማሌላንድ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዘ በረራ ንምግባር ትልሚ ከምዘለዎን ኣብ ቀፃሊ ቁፅሪ በረርኡ ከምዝውስኽ እውን ገሊፁ።…

ኣብ ራያ ቆቦ ካልኣይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ሮቢት 19 ንፅልን ጅምላን መቓብራት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ካልኣይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ሮቢት 19 ናይ ንፅልን ጅምላን መቓብራት ተረኺቦም። ኣብቲ ወረዳ 129 ኣቢያተ ትምህርቲ ዘረፋን ዕንወትን ከምዝበፅም ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ሓላፊ ቤት…

ዝተጎድኡ ሓድግታት ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ብምምላስ ዓዉዲ ቱሪዝም ክነቓቓሕ ይግባእ ክብሉ ሰብ ሞያ ሓድግን ቱሪዝምን ገሊፆም 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጎድኡ ሓድግታት ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ብምምላስ ዓዉዲ ቱሪዝም ክነቓቓሕ ይግባእ ክብሉ ሰብ ሞያ ሓድግን ቱሪዝምን ገሊፆም፡፡ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ብዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ብዓል ሞያ ኣይተ ጌዲዮን…

ኣብ ሆሳዕና ብምኽንያት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ ብር 10 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓንዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳዕና ትማሊ ለይቲ ብዝዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ ብር 10 ሚሊየን ግምት ዘለዎ ንብረት ከምዝዓነወ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ መምርሒ ፖሊስ ምምሕዳር እታ ከተማ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዋና ኢንስፔክተር ካሳ ሊዕሊሶ ከምዝገለፁዎ፤ እቲ ባርዕ…

ሸኔ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሽዋ ኣብ ልዕሊ ንፅሃን መጥቓዕቲ ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሽዋ ወረዳ ዳራ ጉንዶ መስቀል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ምምሕዳር እቲ ዞባን ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣብርሃም ብርሃኑ  ንፋና …