ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ ሻሸመኔ ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ሻሸመኔ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ተግባር እቲ ጉጅለ ራዕዲ ዘውግዙን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም። ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ምውጋድ ህልውና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ጎንደር ናብ ግንባር ከተቱ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ጎንደር ህዝባዊ ሠራዊት ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ግንባር ከቲቱ። ህልውና ሕዝቢ ኣምሓራ ኣብ ሓደጋ ምውዳቑ ስዒቡ ኢዩ እቲ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ናብ ግንባር ከቲቱ። እቲ ህዝባዊ ሠራዊት ህዝቢ ኣምሓራ አዋሪዱ፣ ዘሪፉን ቀቲሉን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ተግባር እቲ ጉጅለራዕዲ ዘውግዙን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም። ኣብቲ ሰልፊ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ምውጋድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ዘውግዝ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ተግባር እቲ ጉጅለራዕዲ ዘውግዙን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም። ኣብቲ ሰልፊ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ምውጋድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መላእ ኦሮሚያ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ብምውጋዝ ዓብዪ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኦሮሚያ ሽርሒ ምፍራስ ሃገር ግብረ ራዕዲታት ወያነን ሸኔን ብምውጋዝ ዓብዪ ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቶም ሰልፈኛታት ሓሽከር ወያነ ብምዃን ዘገለገል ዘሎ ሸኔን ጨፍጫፍን ዘራፍን ወያነን ዘካይድዎ ዘለዉ ሃገርን ህዝብን ናይ ምጥፋእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ቡራዩ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ቡራዩ ይካየድ ኣሎ። “ወያነ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ፀላኢ ኢዩ፣ ክዘምት ኢየ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ከኽብር ኢየ፣ ኣብ መቓበር ከሓድቲ ምዕባለ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ገላን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ገላን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰበታ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ሰበታ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ለገጣፎ ለገዳዲ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ለገጣፎ ለገዳዲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ንወፍሪ ህልውና ዝድግፍን መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ዱከም ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሃገር ናይ ምፍራስ ሽርሒ ዝኹንን ሰልፊ ኣብ ከተማ ዱከም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ሽርሒ ሃገር ምፍራስ እቶም ግብረ ራዕዳውያን ዝኹንንን ወፍሪ ህልውና ዝድግፉን መልእኽታት ተመሓላሊፎም፡፡ “ወያነ ናይ…