ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘጠራጥር ኩነታት ዝሕብሩሎም ቁፅሪ ስልኪታት Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ ይኹን ዘጠራጥር ነገር እንተጋጥሞም ወይ እውን ኣገልግሎት ፖሊስ እንትደልዩ ዝጥቀሙሎም ዝስዕቡ ቁፅሪ ስልኪታት ምጥቃም ከምዝከኣል እቲ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ 9977፣ ብናፃ መስመር ስልኪ 991 ፣ 997…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ህወሓትን ሸኔን ርክብ ዝነበሮም 98 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ምስ ግብረ ራዕዲ ምስ ህወሓትን ሸኔን ቀጥታዊ ርክብ ዝነበሮም 98 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ፖሊስ እቲ ክልል አብዱልአዚም መሐመድ ከምዝበልዎ፥ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቅድሚ መውፅኡ ናይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ህወሓት እናፈፀሞ ዝርከብ ተግባር ግብረ ራዕዲ ክኹንንነ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬድዋን Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ እብ ክልተኣዊን እዋናዊን ጉዳያት እድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘጋጠማ ፀገም ቀንዲ ተሓታቲ ህወሓት ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተግበርቲ እኩይ ሽርሒ ህወሓት ኣብ ጥቓኹም ኣለዉ፣ ኩላትና ነቃልዕ! Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማታት ኣልባሳት ፌዴራል ፖሊስ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ዝተፈላለዩ ሓይሊታት ፀፅታን ሰፍዮም ንህወሓትን ደገፍቲ ሸኔን ኣብ ምድላው ዘለዉ ተሃዲኖም ይተሓዙ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ኣብ ሰሜን ወሎን ተመሳሰልቲ ቦታታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ መብርሂ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ መብርሂ ተዋሂቡ። እቲ መብርሂ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስን ሂቦምዎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ገለፃ ተገይሩ። እቲ ገለፃ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኢብራሂም ዑስማንን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሓውርን ኣወዳድባ እዚ መምርሒ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 መምርሒ ህፁፅ ግዜ 5 /2014 ቁፅሪ 1/2014 “ኣብ ልዕሊ ህልውናን ሉእላውነትን ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ቁፅሪ 5/2014” ፣ ዓንቀፅ 7 (1) ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፣ ንቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦርን ተፀዋዒ ዝኾነ ብላዕለዋይ ኢታማዦር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅና ክልል ሃረሪ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘቲዩ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ክልል ሃረሪ ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ሓፈሻዊ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ዘቲዩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበሉዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህሓትን ሉኡኻቱን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰማእታት 24 ጥቅምቲ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተሓሲቡ ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተሰዉኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዕዚ ሰሜን ኣብ ደቡብ ሱዳን ቀፅሪ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተሓሲቡ ውዒሉ። እቲ ዝኽሪ ሰማእታት “ክብሪ ንኢትዮጵያ ክብሉ ንዝተሰውኡ ጀጋኑ” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ንሰራዊት ስንቂ ምድላው ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ንሰራዊት ስንቂ ምድላው ይግበር ኣሎ። ነበርቲን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ክፍለ ከተማታት ፋሲልን ጃንተከልን ደጀንነቶም ንምውፃእ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ፣ ፋኖን ሚሊሻን ናይ ደረቕ ራሽን ምድላው ይግበር…