Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ህፁፅ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ የሳልጥ ኣሎ። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣመልኪቶም ፀሎተ ህሊና ገይሮም፡፡ ርኢቶኦም ንፋና ብሮድካስቲንግ…

24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ ጨፍጫፍ ኣይንርስዖን-ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተፈፀመ ጨፍጫፍን ክሕደትን ፈፂምና ኣይንርስዖን ክብል ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ገሊፁ። ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…

ክብሪ ንኢትዮጵያ ክብሉ ንዝተሰውኡ ጀጋኑና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ርሑቕ እንተተረሰዐ እኳ ዓሚ 24 ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻል ዝተፈፀመ ግፍዒ ታሪኽ ፈፂሙ ዝርስዕ ኣይኮነን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…

እዚ ሰሜን ብህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ይዝከር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብድሕሪቱ ዝተወግአሉ ቀዳማይ ዓመት ይዝከር ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተረኺቦም፡፡ ከባቢኦም…

  ዕንቅፋትን ፈተናታትን ኣተዓናቒፎም ኣየትርፉናን – ቀ /ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ኣብ ፍፃመ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ብልፅግና ኢትዮጵያን ክነበስር ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እኳደኣስ መሰጋገርቲ ድልድል ኮይኖም ከገልግሉና ኢኦም። ኣብ ዓለምና ቁልፊ ርካቦት ዝተረኸቡ፣ ዘገርሙ ቴክኖሎጂታት ዝተሰርሐን ፀገም…

ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 5/2014

ኣብ ህልውና ሃገርን ሉኣላዊነትን ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መንግስቲ ህልውና ሃገር፣ ሉኣላዊነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ካብ ውሽጢ ይኹ ናይ ወፃኢ ፀላእቲ ናይ ምሕላው ሕጋዊ ይኹን ሞራላዊ ሓላፍነትን ግቡእ ከምዘለዎ ብምግንዛብ፤ ምንቅስቓስ ግበረ ራዕዲ ህወሓትን ራዕዳውያን…

ዝኾነ ይኹን ውልቀ ሰብ ኣብ ኢዱ ዝርከብ ጦር መሳርሒ ኣብ ትካላት ፖሊስ 11አን ክፍለ ከተማታት ከመዝግብ ኣለዎ – ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ውልቀ ሰብ ኣብ ኢዱ ዝርከብ ጦር መሳርሒ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ኣብ 11አን ክፍለ ከተማታት ዝርከቡ ትካላት ፖሊስ ኣብ ስራሕ ሰዓት ፊት ንፊት ብምቕራብ ከመዝግብ ከምዘለዎ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምስ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ…

‘ወገነይ’ ኢሉ ብዘገልገሎ ኣካል ከም በጊዕ ዝተሓረደ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ኣይንርስዖን – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)'ወገነይ' ኢሉ ብዘገልገሎ ኣካል ከም በጊዕ ዝተሓረደ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ኣይንርስዖን ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። “ንክልተ ዓሰርተ ዓማውቲ 'ወገነይ' ኢሉ ኣብ ጉድጓ ኮይኑ ህይወቱ፣ ስድርኡ፣…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መላእ ሃገር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መላእ ሃገር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ:: ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዴዎን ጢሞቴዎስ መግለፂ እናሃቡ ይርከቡ። ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ! እዋናዊ ሓበሬታ…

ግድብ ህዳሰ ኣብ ትኅክለኛ እዋን እናተሃነፀ ዝርከብ ግድብ ኢዩ – ሙሁራን ዩጋንዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያኣብ ትኅክለኛ እዋን እናተሃነፀ ዝርከብ ግድብን ሕብረት ኣፍሪካ እውን ትኽክለኛ መድረኽ እቲ ድርድር ከምዝኾነ ሙሁራን ዩጋንዳ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወፃኢ ዩጋንዳ ኣብ ዘዳለዎ ዓውደ መፅናዕቲ ዝተሳተፉ ተማመርቲን…