ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩሉ ሕብረተሰብ ጁንታ ንምቕባር ካብኡ ትፅቢት ዝግበር ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዕላማ ኲናት ጁንታዉ ኢትዮጵያ ንምፋረስን ህዝቢ ናብ ባርነት ምእታውን ስለዝኾነ ኩሉ ሕብረተሰብ ጁንታ ንምቕባር ካብኡ ትፅቢት ዝግበር ንኽዋፃእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምበቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብናይ ህዝቢ መሪር ቃልሲ ዝተረኸበ ለውጢ ብባንዳታት ኣይተዓናቐፍን-ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒሻንጉል Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ህዝቢ መሪር ቃልሲ ዝተረኸበ ለውጢ ብባንዳታት ኣይተዓናቐፍን ክብል ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤኒሻንጉል ገሊፁ። እቲ ፓርቲ ኣብ እዋናዊ ክልላዊን ሃገራዊን ዛዕባ ብምድሃብ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ኦስማን ዲዮንን መሳርሕቶምን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ከተማታት ኢትዮጵያ መሰረተ ልምዓታት ንምምሕያሽን ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዳግም ኣርዑት ግፍዒ ኣይንሽከምን – መንገስቲ ክልል ሲዳማ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዳግም ኣርዑት ግፍዒ ኣይንሽከምን” ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንገስቲ ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ኣፍሊጡ። እቲ ብሄራዊ ክልል ኣብ መግለፂኡ፥ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ቅድሚያ ንናፅነቱ ዝህብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ወራሪ ፀላኢ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ንምድሓን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝኣወጆ ፃውዒት ክተት ተቐቢሎም ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ሎሚ ተመሪቖም። ኣብ ስነስርዓት እቲ ምረቓ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ጌታቸው ጀምበር፣ ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን1 ሚሊየን ተምሃሮ ዲጂታል ታሴራ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ “ኢንፑት ኣውት ፑት ኤች ኬ ሊሚትድ” ምስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ብምትሕብባር ንተምሃሮን መምህራንን ዲጂታል ታሴራ ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊትና እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ታሪክ ይቕረ ዘይብሎ ኢዩ-መንግስቲ ክልል ሶማሌ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊትና እዚ ሰሜን ዝፈፀሞ መጥቃዕቲን ጭፍጨፋን ታሪክ ይቕረ ዘይብሎ ኣነዋሪ ተግባር ኢዩ ክብል መንግስቲ ክልል ሶማሌ ገሊፁ። መንግስቲ ክልል ሶማሌ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼባ ካቢኔ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፈርቲ ከተማ ጎንደር ሎሚ ምፍናው ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፈርቲ ከተማ ጎንደር ሎሚ ምፍናው ከምዝተገበረሎም ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ስነስርዓት ምፍናው ዝተረኸቡ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ትህነግ ሃፍትና ዘሪፉ ኢዩ፣ ትካላት ሃይማኖት ኣቃፂሉ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ደፊሩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝተመሓላለፉ ቀንዲ ቀንዲ መምርሒታት Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ መምርሒታት ኣመሓላሊፉ። በቲ ቢሮ ካብ መንጎ ዝተመሓላለፉ ቀንዲ ቀንዲ መምርሒታት፦ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብር ዝኾነ ይኹን ነባሪ ኣብ ኢዱ ዝርከቡ መሳሪያታት “ቅድመ ሐዚ ዝተመዝገበ ይኹን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ዓፋር ሃገር ንምፍራስ ዝንቀሳቐስ ህወሓት ኣብ ዝምዝገብ ዓወት ኣሰሩ ንኸንብር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዓፋር ሃገር ንምፍራስ ዝንቀሳቐስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቕባር ኣብ ዝምዝገብ ዓወት ኣሰሩ ንኸንብር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ…