ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 100 መናእሰይ ጨፍጪፉ-ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኮምቦልቻ ልዕሊ 100 መናእሰይ ጨፍጪፉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ሸሊኹ ብምእታው ሎሚ ለይቲ ልዕሊ 100 መናእሰይ ኣሰሊፉ ከምዝጨፍጨፈ ኢዩ ገሊፁ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዋኑ ብትኽክል ምርዳእን ንገዛእ ርእስኻ ህልውና ምድላውን ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ብትኽክል ምርዳእን ንገዛእ ርእስኻ ህልውና ምድላውን ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሐዚ እንርከበሉ ወድዓዊ ሓቂ ህዝብና ብማንነቱ ተፈሊዩ ንምጥፋእ ተሊሙ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ኣብ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ኣስታት 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ዝተፈላለየ ናውቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ምግቢ ተንከፍ፣ ናውቲ ገዛ፣ ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢ፣ ኣልባሳትን ፍራሽን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ግቤ ሓደ ልዕሊ 18 ሜትሮ ዕምቆት ማይ እንተይፈሰሰ ፅገና ተገይሩ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኣይተ ደሳለኝ ንጉሴ፥ ኣብቲ ግድብ 1 ነጥቢ 5 ሜትሮ ክቢ ነቓዕ ብምህላዉ ማይ ናይ ምሉሓኽ ፀገም ኣጋጢሙዎ ነይሩ። ስለዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዝተመሓላለፈ ህፁፅ ፃውዒት Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራሪ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ይፍፅምን ህዝቢ ይቐትል፣ የዋርድ፣ ንብረቱ ይዘርፍ፣ እናዕነወን ኢትዮጵያ ንምፍራስ ናይ መወዳእታ ናይ ሞትን ሕውየትን ቃልሲ ይገብር ኣሎ። እዚ ንምምካት ብስሩዕ ሕጊ…
Uncategorized ዝመረረ ቃልሲ ተቓሊስና፣ ጥዑም ዓወት ክነጠዓዕም ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2021 0 ዝመረረ ቃልሲ ተቓሊስና፣ ጥዑም ዓወት ክነጠዓዕም ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዝመረረ ቃልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ፋፈን ብኩታ ገጠም ሕርሻ ዝለምዐ ግራውቲ ስርናይን ምሸላን ዑደት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፈን ብኩታ ገጠም ሕርሻ ዝለምዐ ግራውቲ ስርናይን ምሸላን ዑደት ተኻይዱ። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ዑስማንን ካልኦት ኣመራርሓታትን ተሳቲፎም፡፡…
Uncategorized ሰራዊት ምክልኻል ኣመልኪቶም ዝተዛብዑ ሓበሬታታት ዝፍንዉ ኣካላት መንግስቲ ኣይዕገስን Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኣመልኪቶም ፍፁም ዝተወዝዑን ንህዝቢ ዘየኽብሩ ናይ ሕሶት ዝተዛብዑ ሓበሬታታት ዝፍንዉ ኣካላት ከምዘይዕገስ ኣፍሊጡ። ኣብ ግምባር ደሴ ዝተፈጠረ ኩነታት ኣመልኪቶም ንጋዜጠኛታት መብርሂ ዝሃቡ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ሊያ ታደሰ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማን ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ሪፈራል ሆስፒታል ሼኽ ሓሰን የበሬ ዑደት ኣካይዶም። ኣብ ዑደቶም እውን ኣብ ማእኸላት ሲቲ ስካን፣ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጥቓ መቐለ ኣጉላዕ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ዕጡቓት እቲ ጁንታ ብሓይሊ ኣየር ተወቒዑ Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጥቓ መቐለ ኣጉላዕ ዝርከብ ትካል መሰልጠኒ ዕጡቓት እቲ ጁንታ ብሓይሊ ኣየር ከምዝተወቕዐ ተገሊፁ። እቲ ትካል ብዙሓት ኣባላት እቲ ጉጅለ ንልኡኽቶ ግብረ ራዕዲ ተመልሚሎም ዝስልጥኑሉ ከምዝኾ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ እዋናዊ…