ቢዝነስ መንግስቲ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ ንምውፃእ ዝገብሮ ፃዕሪ ንከፅንዖ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ እትረኽቦ ረብሓ ንምስኣንን ከብ ኣባልነት ንምውፃእ ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ዳግም ንከፅንዖ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ብዕላዊ ደብዳበ ሓቲቱ። ኢትዮጵያ ካብ ህዙሓት ዝማዕበላ ሃገራት ኣለም ለኸ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንክልተ ዓመት ዝኸውን ቀለብ ካብ ክልል ኣምሓራ ንምእካብ ተሊሙ ይንቀሳቐስ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንክልተ ዓመት ዝኸውን ቀለብ ካብ ክልል ኣምሓራ ንምእካብ ተሊሙ ይንቀሳቐስ ኣሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒክሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒክሽን መንግስቲ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ንዝሓለፉ ተኸታተልቲ መዓልታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀንዲ መገዲ ዕብየት ሕድሕድ ዕድልን ዓቕሚን ብዝግባእ ምጥቃም ምኽኣል ኢዩ-ኢ/ር ታከለ ኡማ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጉዕዞ ለውጢ ቀንዲ መገዲ ዕብየት ሕድሕድ ዕድልን ዓቕሚን ብዝግባእ ምጥቃም ምኽኣል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዕሽሽ እንብሎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊታት ፀፅታ ብዝፍፅምዎ ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓወት ይሓፍሱ ኣለዉ -ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣20 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊታት ፀፅታ በዝፍፅምዎ ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓወት ይሓፍሱ ኣለዉ ክብል ኣገልግሎ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ሚኒስትር ኣገልግሎ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሠ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጋምቤላ ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጋምቤላ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 225 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። እቶም ተምሃሮ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴሪኢ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 23 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 23 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ምላሽ ወሃቢ ስርዓት ጥዕና ብሓዱሽ ምዕራፍ” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መላእ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ግብኣተ መሬት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክንዘሳዝም ኣለና-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ መላእ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ግብኣተ መሬት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክንዘሳዝም ኣለና ክብላ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ ሎሚ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽኒያት ኲናት ዝተስኣኑ ፍሪያት ንምክሕሓስ ትልሚ እዋን ቅልውላው ተግባራዊ ክኸውን ኢዩ-ሚኒስቴር ግብርና Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ብምኽኒያት ኲናት ዝተስኣኑ ፍሪያት ንምክሕሓስ ትልሚ እዋን ቅልውላው ተግባራዊ ክኸውን ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ ልምዓት ሕርሻን ሆርቲካልቸርን እቲ ሚኒስቴር ዶክተር መለሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ባህርዳር ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግኸምራ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ባህርዳር ንዝርከቡ ወገናት ድጋፍ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ዝግመት ምግብን ኣልባሳትን እንትኸውን፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ሃረማያ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ሃረማያ መበል 66 ዙር ዘሰልጠኖም ልዕሊ 4 ሺሕ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ 2013 ዓ.ም ምስ ዝተፈላለዩ ክፍሊታትን ፕሮግራማትን ትምህርቲ ብቐዳማይ ዲግሪ፣ ካልኣይ ዲግሪ፣ ሳልሳይ ዲግሪን ስፔሻሊቲን ዘሰልጠኖም ኢዩ…