ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ግብረ ራዕዲ ዘብፅሖ ዘሎ ጥፍኣት ብሓባር ምምካት ይግባእ-መጅሊስ ክልል ኦሮሚያ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዘብፅሖ ዘሎ ጥፍኣት ብሓባር ምምካት ይግባእ ክብል መጅሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቲ መጅሊስ ኣብ ከተማ ኮምቦልቺ ንዘለዉ ተፈናቐልቲ 10 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ናይ ምግቢ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ ከበድቲ መሳርሒታት ፂሙ ኢዩ – መሰኻኽር ዓይኒ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ከምፀላእቲ ዝፈረጀ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልለ ዓፋር ከተማ ጭፍራ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን መጥቃዕቲ ከበድቲ መሳርሒታት ከምዝፈፀመ ካብታ ከተማ ብስግኣት ዝሃደሙ ነበርቲ ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ናብታ ከተማ ብምእታው መድፍዕን ካልኦት ከበድቲ…
ቢዝነስ ካብ ፍርያት ቡን፣ ቀጠፍን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 333 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ሞንጎ ዝቐረቡ ፍርያታት ቡን፣ ቀጠፍን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 333 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣታዊ ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ካብ ዝተልኣኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሲኖዶስ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል 50 ሚሊየን ብር ሓገወ ንኽግበር ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉን ንፃገም ዝተቓልዑን ወገናት ዝውዕል 50 ሚሊየን ብር ሓገዝ ንኽግበር ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ምልኣተ ጉባኤ እቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኸቢድ ገበን ግዕዝይና ዝተኸሰሱ ውልቀ ሰባት ትፍኣተኛታት ተባሂሎም Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ገበን ግዕዝይና ፈፂሞም ብዝብል ተጠርጢሮም ክሲ ዝተመስረተሎም ውልቀ ሰባት ጥፍኣተኛታት ዝብል ውሳነ ተመሓላሊፉ። እቶም ውልቀ ሰባት ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምድብ መጋባእያ ልደታ 5ይ ጉዳያት ገበን ግዕዝይና 16 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ቡን ዝቦቕለሎም ከባቢታት ሕማም ፍረ ቡን ተወሊዑ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ቡን ዝቦቕለሎም ከባቢታት ሕማም ፍረ ቡን ምውልዑ ስዒቡ ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ዶክተር ፈቶ ኢሲሞ፥ እዋኑ ሓሊዩ ዝውላዕ ሕማም ፍረ ቡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግናን ኮሙዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ርክቦም ኣብ ዘጠናኽሩሉ ኩነታት ኣድሂቦም ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ዘፈር ህዝቢን ዓለም ለኸ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ጃኦ ዚዩን ኣብ ምጥንኻር ቀፃሊ ርክባት ክልቲኦም ፓርቲታት ኣድሂቦም ዘቲዮም። ዶክተር ቢቂላ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ ቻይና ኣብ ዕቤትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ፌዴራል ስራሕቱ ንምዝማን ምስ መንግስቲ እንግሊዝ ኣብ ስምምዕ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌደራል ነብዩ ዳኜ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እንግሊዝ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ንኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ሕብረት ኣፍሪካን ወታደራዊ ኣታሼ እንግሊዝ ምስ ዝኾኑ ኮሎኔል ጉስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተ ሚኒስትራት ፋይናንስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘተ ሚኒስትራት ፋይናንስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ብመርበብ ሓበሬታ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፥ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲታት ትራንስፖርት፣ ንግዲ፣ ገፀር ፋይናንስ፣ ቀረብ መስተ ማይ፣ ምትእስሳር ዕዳጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ፀገም ፅሬት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 28, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣመራርሓታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ከይዲ ኣወሃህባ ትምህርቲ ንምዝማንን መነግስቲ ትኹረት ገይሩ ከምዝሰርሕ ተዛሪቦም። ኣብ…