Fana: At a Speed of Life!

ከተማ ደሴ ሕዚ እውን ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ደሴ ሕዚ እውን ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምትርከብ መምርሒ ሰላምን ድሕንነትን እታ ከተማ ገሊፁ። ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰላም እታ ከተማ ንምርባሽ ናይ ሕሶት ወረ እናጋውሑ ዝነበሩ ልኡኻት እቲ ግብረ ራዕዲ ሓሳቦም እንተይተዓወተ ተሪፉ ኢዩ…

ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣሰቀቕቲ ገበናት ምፍፃሙ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዓለም ለኻዊ ድንጋገታት ሕጊን ሰብኣዊ ሕጊታትን ብምጥሓስ ኣሰቀቕቲ ገበናት ምፍፃሙ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣፍሊጡ። እቲ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣብቶም ዝተሓበሩ ቦታታት ዝተፈፀመ ገበን ምርመራን…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ፅባሕ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መሰረት ብምግባር ፅባሕ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ወረዳን ባዕሎም ክኢሎም ብኽልልነት ንምውዳብ ህዝበ ውሳነ ኣካዪሮም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ነፃ ክልል ኣየር ጁብቲ በረራ ኣየር ባሕሪ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ነፃ ክልል ኣየር ጁብቲ በረራ ፅዕነት ኣየር ባሕሪ ከምዘጀመረ ኣፍሊጡ። ካብ ወደባት ጅቡቲ ተበጊሱ ናብ ናይጀሪያ ሌጎስ ከተማ ዝበርርን 17 ቶን ኤሌክትሮኒክስን ናውቲ ገዛን ዝፀዓነ ቀዳማይ ኦፕሬሽን ፅዕነት ኣየር ባሕሪ…

ህንድን ጣሊያንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንድን ጣሊያንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ገሊፆም። እቶም ሚኒስትራት ነዚ ዝበሉ፥ ኣይተ ደመቀ መኮነን መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ብምዃነ ምሿሞም…

ብብርኪ ሃገር መንግስታት ፌዴራልን ክልልን መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ ዝተመሓላለፈ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ብዛዕባ ዝኽእለሉ ኩነታት ዘተ ብምግባር፣ ብብርኪ ሃገር መንግስታት ፌዴራልን ክልልን መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ ዝተመሓላለፈ መግለፂ! ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦…

ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ንቀ/ሚ ኣቢይ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ቡር ጋይ ፓርሜሊን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብምምራፆም ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ታሕጓስ፥ ኣብ ቀፃሊ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ…

ቻይና ኣብ ገማግም ባሕራ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ተሃንፅ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ መጠን ሰደድ ካርቦን ንምንካይ ብዝብል ኣብ ገማግም ባሕራ ተርባይናት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ እናሃነፀት ከምዝኾነት ኣፍሊጣ። ብምዃኑ ኣብ ቢጫ ባሕሪ 40 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ 150 ተርባይናት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ…

ንሃገርና ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋል ድልዋት ኢና-ሰልጠንቲ ኮማንዶ ብላቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገርና ኣድላዪ መስዋእትነት ንምኽፋልን ሃገር ንምድሓንን ድልዋት ኢና ክብሉ ሰልጠንቲ ኮማንዶ ብላቴ ገሊፆም። እቶም ሰልጠንቲ ሃገር ንምብታንን ሰላማ ንምዝራግን ይሓልሙ ምስ ዘለዉ ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ንምጥፋእ ከምዝተዳለዉ ኢዮም ገሊፆም።…

በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ንሃጋራት ኣፍሪካ ስልጠና ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ብዘሃነፆ ማእኸል ስልጠና ንሃጋራት ኣፍሪካ ክእለት መሪሕነት ዝተብሃለ ስልጠና ንምሃብ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። ካብ ኬንያ ንዝመፅ ሰልጠንቲ ኣብ ዝቐፅል ሰንበት ክቕበል ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ካብ 22 ጥቅምቲ…