ዝተሰንዘረልና መጥቃዕቲ ብምምካት ሉእላውነትን ሓድነትን ሃገርና ክንሕሊ ኢና- መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝሓለፉ 27 ዓመታት ዘበነ ስልጣኑ ብዙሓት ዜጋታት ንምከራን ምንግልታዕን ብምድራግ ሃፍቲ ሃገር እንትዘርፍን እንተዝርፍን ከምዝነበረ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ።
ትህነግ ብውሽጢን ደገን ከምኡውን ብሓሳብ ኣብ መድረኽ…