Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣሜሪካ ፊኒክስን ኣሪዞናን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 120 ሺሕ ዶላር ኣኪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ፊኒክስን ኣሪዞናን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት መጣየሺ ዝኸውን 120 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ኣኪቦም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም ኣረጋ፥ ኣብ ኣሜሪካ ፊኒክስን ኣሪዞናን ዝነብሩ…

ኬንያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ኩሉ ግዘ ዘይነቓነቕ ኢዩ – ጄኔራል ባዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ኣገልግሎት ሜትሮፖሊታን ናይሮቢ ሌተናት ጄነራል መሓመድ ዓብደላ ባዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኬንያን ዘሎ ርክብ ብምልውዋጥ መንግስታት ዘይነቓነቕ ከምዝኾነ ገሊጶም። ጄነራል ባዲ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ናብ ቤት…

ተቐማጥነቶም ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ልዝብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ጎረቤት ሃገራትን ጉዳያት ኢጋድን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውልን ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካላት ኣይተ ዮሴፍ ካሳዬን ተቐማጥነቶም ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ልዝብ ኣካይዶም። ዋና…

ኣብ ፀሊም ዕዳጋ ዝተዋፈሩ ኣካላት ተሓተትቲ ዝገብር ኣሰራርሓ ምዝርግሑ ብሄራዊ ባንኪ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀሊም ዕዳጋ ዝተዋፈሩ ኣካላት ምስ ኣካላት ፍትሒ ብምትሕብባር ተሓተትቲ ዝገብር ኣሰራርሓ ከምዝተዘርገሐ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣ በጀትን ፋይናንስን ምስ ኣመራርሓትት ብሄራዊ ባንኪ…

ንኽብሪ ሃገር እናተገበረ ዝርከብ ተጋድሎ ዳግማዊ ዓድዋ ንምምዝጋብ ዝተዳለወ ትውልዲ ምህላዉ ዘርኢ ኢዩ – ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላት ኦሮሚያን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላውነትን ክብሪን ኢትዮጵያን ንምሕላው እናተገበረ ዝርከብ ተጋድሎ ዳግማዊ ዓድዋ ንምምዝጋብ ዝተዳለወ ትውልዲ ምህላዉ ዘርኢ ኢዩ ክብሉ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ገሊፆም። ዕላማ…

ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ተተኮስቲ ጠያይቲ ሓቢኣ ዝተረኸበት ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ጎንደር ከተማ ደብረ ታቦር ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም ተተኮስቲ ጠያይቲ ሓቢኣ ዝተረኸበት ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለት ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ደብረ ታቦር ዋና ኢንስፔክተር ያለው ዘለቀ…

ከተማታት ጃማ፣ ወረኢሉን ኩታበርን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ጃማ፣ ወረኢሉን ኩታበርን ተቛሪፁወን ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ወራር ህወሓት ናፃ ዝወፅኣ እተን ከተማታት ሓይሊ ብቕልጡፍ ንኽረኽባ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ዝፅግንን ዝሃንፅን ጉጅለ…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ንምንባር ዘለዋ ድሌት ሓደገኛ ከምዝኾነ ማእኸል ፍትሒን ሰላምን ሮኪ ማውንቴይን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ፍትሒን ሰላምን ሮኪ ማውንቴይን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝንበር ዝኾነ ይኹ ማዕቐብን ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካን ሓደገኛ ከምዝኾነ ገሊፁ። እቲ ማእኸል ፍትሒን ሰላምን፥ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ይኹን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝግበር ዝኾነ ይኹን ኣብ…

ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ 147 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 147 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ክእከብ ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና፣ ሃገራዊ ኩነታት…

ሩሲያ ምስ ምስፍሕፋሕ ኔቶ ተተሓሒዙ ካብ ምዕራብ ዓለም ህፁፅ ልዝብ ከምትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ምስፍሕፋሕ ትካል ቃል ኪዳን ኖርዝ ኣትላንቲክ /ኔቶ/ ተተሓሒዙ ምስ ምዕራባውያን ህፁፅ ልዝብ ክትገብር ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ምስ ዩክሬን ኣብ ትዋሰነሉ ዶብ ዝተፈጠረጥሪ ኣመልኪቱ ድሕንነት ሞስኮ ናብ…