ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ብናውቲ መሊስካ ንምህናፅ ሓገዝ ንምግባር ምስ ዩኒሴፍ ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ብናውቲን መሊስካ ህንፀትን ሓገዝ ንምግባር ምስ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ተስማዕሚዑ።
ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒትር ወይዘሮ አለሚቱ ኡሞድን ዳይሬክተር ኢንስፔክሽንን ኣገልግሎት ሓገዝ ህፃናትን ምስ…