ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ሃረሪ ክልል ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ሃረሪ ክልል ኣብ ክሊ ኣሰራርሓ፣ ስነ ምግባርን ደንቢን ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ ተባሂሉ። አፈ ጉባዔ እቲ ቤት ምኽሪ ወ/ሮ ኣዲስዓለም በዛብህ÷ ኣብ ሻድሻይ ምርጫ ተወዳዲሮም ናብቲ ቤት ምኽሪ ዝኣተዉ ኣባላት ህዝቢ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ምንቕናቕ መናእሰይ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መድረኽ ምንቕናቕ መናእሰይ ክልል ዓፋር ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ መናእሰይ እቲ ክልል፣ ደቂ ኣኒስቲዮን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ከምዝተሳተፉ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ እቲ ክልል ፀብፂቡ። ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊን ወይዘሮ ሙና አህመድ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብኣንፃራዊነት ብፍጥነት ኣብ ምዕባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ብዘይስምምዕነት ተበቲኑ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ብዘይስምምዕነት ምብታኑ ዝተወሰና ሃገራት ናይ ባዕለን ረብሓ ኣስሊሐን ዝገብርኡ ፅዕንቶ ካልኦት ሃገራት ተሓባበርቲ ዘይምዃነን ዘርኣየ ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃዋሳ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ምስ ብሄራዊ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኬኒያ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ከቲሙ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃዋሳ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ምስ ብሄራዊ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኬኒያ ብሓባር ኣብ ዓውዲ ጨርቃመርቂ ኢንዳስትሪ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት ንተምሃሮን መምህራን ክልቲአን ኮሌጃት ምልውዋጥ ልምዲን ሽግግር ፍልጠትን ካብ ዝህቦ ረብሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘ ቴሌግራፍ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝተሰሓሓተ ፀብፃብ ምቕራቡ ከምዝቐፀለሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘ ቴሌግራፍ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ዝተሰሓሓተ ፀብፃብ ምቕራቡ ከምዝቐፀለሉ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ እዋናዊ ኩናተት ዝወፅኡ ዝተሰሓሓቱ ሓበሬታታት ዘጋልፅ መፃረዪ ሓበሬታ “ፋክት ቼክ ኢትዮጵያ” ከምዝበሎ፥ ዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲፕሎማታት ብሄራዊ ረብሓ እዛ ሃገር ንምኽባር ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ክሰርሑ ኣለለዎም Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንዲፕሎማታት፣ ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብኽልተ ዙር ዘካየዶ ስልጠና ምዝዛሙ ስዒቡ መዕፀዊ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተዓደሙ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢን ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክዳን ፈላሲ ተኸዲኑ እናጭበርበረ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ክዳን ፈላሲ ተኸዲኑ እናጭበርበረ ዝነበረ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮማንደር ታዬ ሃብተጊዮርጊስ፥ 27 መስከረም 2014 ዓ.ም ኣብታ ከተማ ቀበሌ 2…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ልኡኽቶ ጥፍኣት ግብረ ራዕዳውያን ሸኔን ህወሓትን ንምፍሻል ይሰርሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታ ክልላት ኦሮሚያን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ልኡኽቶ ጥፍኣት ግብረ ራዕዳውያን ሸኔን ህወሓትን ንምፍሻል እናሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነራት ፖሊስ እተን ክልላት ከምዝሓበሩዎ፥ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምንባብ ኣብ ልዕሊ ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብደምን ዓፅሚን ኣቦታትና ዝተሃነፀት ሃገር ንወራሪ ኣሕሊፍና ኣይንህብን – መናእሰይ ደሴን ከባቢኣን Gebremariam Weldegerima Oct 19, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴንከባቢኣን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራን ሚሊሻን ብምዃን ሓይሊ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ንምድምሳስ ናብ ግምባር ከምዝዘመቱ ገሊፆም። እቶም መናእሰይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ እናፈፀሞ ዝርከብ ግፍዒ…