Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መሰልጠኒ ሁርሶ እናሰልጠኑ ዝርከቡ ምልምላት ዘብዓቢ ሃገሮም ንምኻን መስዋእትነት ንምኽፋል ቆራፃት ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ኮንተንጀንት ምኽባር ሰላም ሁርሶ መሰረታዊ ውትድርና እናሰልጠኑ ዝርከቡ ምልምላት ዘብዓቢ ሃገሮም ንምኻንን መስዋእትነት ንምኽፋልን ቆራፃት ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣዛዚ እቲ ማእኸል መሰልጠኒ ኮሎኔል ኣዲሱ ተርፋሳ፥ ኣብቲ ቤት…

ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዓማዊል ብግቡእ ኩነታት ዘሳልጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 16 ሚሊየን ማእኸላት 5 ጂ ኢንተርኔት ከምዘለዉ ሓቢሩ። ነዚ…

ሕቡራት ኢሜሬታት ዓረብ ንኢትዮጵያ ዘበርከተቶም 50 ኣምቡላንሳት ርኽክብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኢሜሬታት ዓረብ ንኢትዮጵያ ዘበርከተቶም 50 ኣምቡላንሳት ርኽክብ ተገይሩ። እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ካብ ኣምባሳደር ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ መሃመድ ኣልረሺድ ተረኪበን። ዶክተር ሊያ ኣብቲ እዋን…

ነበርቲ ከተማ ባህር ዳርን ጎንደርን ኣብ ግንባር ማይፀብሪንዝርከባ ኣባላት ሰራዊት ደቂ ኣኒስቲዮ ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ባህር ዳርን ጎንደርን ኣብ ግንባር ማይፀብሪ ንዝርከባ ኣባላት ሰራዊት ደቂ ኣኒስቲዮ ፅርየት መሐለዊ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ድጋፍ ገይሮም። እቶም ናውቲታት ዋግኦም ልዕሊ 50 ሺሕ ብር ዝግመቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ነቲ ድጋፍ…

መናእሰይ ከተማ ደሴ ሸሊኾም ዝኣተዉ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሎም ንፖሊስ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መናእሰይ ከተማ ደሴ ልዕሊ 10 ሬድዮ ዝሓዙን መሳርሒ ዝተዓጠቑን ሸሊኾም ዝኣተዉ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሎም ንፖሊስ ኣረኪቦም። መናእሰይ እታ ከተማ ተወዲቦም ሰላም ከባቢኦም ንምሕላው እናገበሩዎ ኣብ ዝርከቡ ፃዕሪ፥ ኣብ ኬላ ጢጣ ኣብ ትሕቲ…

ኣሜሪካዊ ምሁር ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኣሜሪካን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝፍፅመኦ ሽርሒ ኣቃሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኣሜሪካን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያ ንምእታው ዝገብረኦ ኢድ ኣእታውነትን ሻራን ብመረዳእታ ምምካትን ምቅላዕን ከምዝግባኣ ኣሜሪካዊ ተንታኒ ፖለቲካን ጋዜጠኛን ኣንድሪው ኮርይብኮ ገሊፁ። እቲ ተንታኒ “ውድብ ሕቡራት…

119 ኪሎ ግራም መዐወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ኣዶላ ሬዴ ብሞተር ሳይክል እናተጓዘ ዝነበረ 119 ኪሎ ግራም ዝምዘን መዐወኒ ሓሽሽ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ ፖሊስ እታ ወረዳ ኢንስፔክተር ኣብዱልከሪም ሑሴን ከምዝገለፁዎ፥ እቲ መዓወኒ ሓሽሽ ምሸት ናብ ከተማ ነገሌ…

ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብኤች አይ ቪ ካብ መንጎ ዝተትሓዙ ሰባት 67 ሚኢታዊ መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብኤች አይ ቪ ካብ መንጎ ዝተትሓዙ 11 ሺሕን 711 ሰባት እቶም 67 ሚኢታዊ መናእሰይ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት መከላኸሊን መቆፃፀሪን ኤች ኤይ ቪ ኤድስ  ፌደራል ዳይሬክተር ዶክተር ጽጌሬዳ ክፍሌ፥ ኣብ…

ሰራሕተኛታት ፕሮጀክት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ፕሮጀክት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ኣብ ክልል ደቡብ ሩባ ኦሞ እናተሃነፀ ዝርከብ ካብ ግድብ ህዳሰ ቀፂሉ 2ይ ግዙፍ ፕሮጀክት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ኢዮም 1…

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሮጲ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ሮጲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሮጲ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ሮጲ ኣመሪቑ። እቲ ቤት ጽሕፈት ኣብ 2013 ዓ.ም ካልኣይ ዙር ህንፀት ካብ ሞንጎ ዝተጀመሩ ኣቢያተ ትምህርቲ ፈላማይ ዝኾነ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ…