Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዩንቨርስቲታት ትግራይን ወልዲያን ዝመሃሩ ዝነበሩ ተምሃሮ ኣብ ካልኦት ዩንቨርስቲታት ንክመሃሩ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈጠረ ፀገም ኣብ ዩንቨርስቲታት ትግራይን ወልዲያን ዝመሃሩ ዝነበሩ ተምሃሮ ኣብ ካልኦት ዩንቨርስቲታት ንክመሃሩ ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቶም ተምሃሮ ብጊዚያውነት ናብ ካልኦት ዩንቨርስቲታት ንምምዳብ…

ግብረ ራዕዲ  ህወሓት ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ንምሽፋን ኣውያቱ ቀፂሉ –  ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ  ህወሓት ዘብፅሖ መጥቃዕቲ ንምሽፋን ኣውያቱ ቀፂሉ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ 28 ሰነ 2020 ዓ.ም.ፈ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ጉጅለ ራዕዲ ዕድል ንምሃብ በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ…

ውድብ ኦብነግ ንኣይተ ሙስጠፌ መልእኽቲ እንኳ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግምባር ብሄራዊ ናፅነት ኦጋዴን (ኦብነግ) ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኮይኖም ብምምራፆም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ውድብ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ምስ መንግስቲ እቲ ክልል ሓቢሩ ንምስራሕ ዘለዎ ቆራፅነት…

ፍርያታት ሕርሻ ብማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ኣቢሉ ናብ ሕብረተሰብ ምቕራብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሽጉርቲን ካልኦት ፍርያታት ሕርሻን ፍርያታት ሕርሻ ብማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ኣቢሉ ናብ ሕብረተሰብ ንምቕራብ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ። ልዕሊ 2 ሚኢቲን92 ኩንታል ቀይሕ ሽጉርቲ ካብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ናብ ከተማ…

በዓል መውሊድ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1ሺሕን 496 በዓል ልደት የነቢዩ መሓመድ ( የመውሊድ) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ስሰ-ስርዓታት ተኸቢሩ። ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ ዝወዓለ በዓል መውሊድ፥ ኣብ ከተማ ደሴ እውን ተኸተልቲ እምነት እስልምናን ክርስትናን…

17 ሺሕን 408 ስቴካ ሽጋራን ሓሽሽን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ጨንፈር ኣዋሽ ብኮንትሮባንድ ዘኣተወ 17 ሺሕን 408 ስቴካ ሽጋራን ሓሽሽን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝውዓለ ኣፍሊጡ። መራሒ ጉጅለ ምክልኻል ኮንትሮባንድ እቲ ቤት ፅሕፈት ኢንስፔክተር አለሙ ይመር ንግዜኢ ከምዝሓበሩዎ፥ ቁፅሪ ሰለዳኣ…

ብብርኪ ሃገር ክሕረስ ካብ ዝግበኦ ተሓራሲ መሬት 98 ሚኢታዊ ተሓሪሱ ብኣዝርእቲ ተሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ክሕረስ ካብ ዝግበኦ ተሓራሲ መሬት 98 ሚኢታዊ ተሓሪሱ ብኣዝርእቲ ከምዝተሸፈነ ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ገሊፆም። ካብ ቀንዲ ቀንዲ ዝራእቲ 382 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ክርከብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኣብሪሆም።…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝኸፈቶ ኲናት ኩሉ ወገን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ኮይኑ ንኽምክት ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢታት ውጫሌን ጭፍራን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ 30 ዝኾኑ ንፁሃን ዜጋታት ከምዝቐተለ ተገሊፁ። መንግስቲ ዘመሓላለፎ ውሳነ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ንደሓር ብምባል ምስ ህዝቢ ኣምሓራ ሐሳብ ከወራርድ ኢየ ብዝብል ኣብቲ ክልል ወራር…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣብ ፋውንዴሽን ገባሪ ሰናይ ሓው ካሊድ ተረኺበን መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ፋውንዴሽን ገባሪ ሰናይ ሓው ካሊድ ንዝሕግዞም ጎደና ሓደር ዜጋታት መኣዲ ኣካፊለን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ፥…

ህዝቢ ክልል ሶማሌ ብዙሓት ፈተናታት ሓሊፉ ሎሚ መንግስቲ እቲ ክልል ክምስርት ከምዝኸኣለ ኣይተ ሽመልሽ ኣብዲሳ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ፖለቲካ ክልል ሶማሌ ካብ ጂግጂጋ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክወስዱዎ ከምዝኸኣሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ። ህዝቢታት ሶማሌን ኦሮሚያ ብጭቡጥ ኣሕዋት ህዝቢታት ከምዝኾኑ እውን…