ኣብ ሓዱሽ ዓመት ክሳብ ሕዚ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዘይተሳተፉ ኣካላት ክሳተፉ ክስራሕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2018 ዓ.ም ክሳብ ሕዚ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዘይተሳተፉ ኣካላት ክሳተፉ ንምግባር ክስራሕ ኢዩ ኢሉ።
ኣቀባሊ ቃል እቲ ኮሚሽን ጥበቡ ታደሰ ኣብ ዝተዛዘመ 2017 ዝተወገኑ…