Fana: At a Speed of Life!

ሱልጣን ኦማን ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱልጣን ኦማን ሄይትሃም ቢን ጣሪቅ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብምሻሞም መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ልኢኾም። ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ 24 መስከረም 2014 ዓ.ም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኮይኖም ምምራፆም ስዒቡ…

ኣሜሪካ ንኣጉዋ ካብ ኢትዮጵያ ንምእጋድ ዘርአየቶ ድሌት ኣብ ህልውና ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ዘነፃፀረ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ን”ኣጉዋ” ካብ ኢትዮጵያ ንምእጋድ ዘርአየቶ ድሌት ኣብ ህልውና ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ዘነፃፀረ ከምዝኾነ ሰራሕተኛታት ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ገሊፆም። ጋዜጠኛታት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ኣብቲ ፓርክ ዑደት ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ምስ ኣፍረይቲ…

ባህሬን ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ሪፎርም ከምትድግድፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብን ብሄራዊ ኢኮኖሚን ባህሬን ሼክ ሰሊማን ቢን ከልፋ ኣልካልፋ ሃገሮም ኢትዮጵያ እናካየደቶ ትርከብ ሪፎርም ከምትድግድፍ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ሚኒስትር ገንዘብን ብሄራዊ ኢኮኖሚን ባህሬን ኣብ ጉዳይ…

ህንፀት ግድብ ህዳሰ እንትዛዘም ዘምፀኦም ዕድላት ናብ ረብሓ ንምልዋጥ ክንሰርሕ ኢና – ኣባላት ዳያስፖራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ እንዛዘም ዝፍጠሩ ዕድላት ናብ ረብሓ ንምልዋጥ ኣብ ኢንቨስትመንት መባፅሕቲ ቱሪዝም  ኣሰሮም ንምንባር ድሉዋት ከምዝኾኑ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ገሊፆም። ኣብዚ ሰሙን ብሓገዝ ቱሪዝም ኢትዮጵያ ከይዲ ህንፀት እቲ…

ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ሰሜን ወሎን ጎንደርን ንዝነብሩ ወገናት ግቡእ ትኹረት ንኽህብ መንግስቲ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኣብ ሰሜን ወሎን ጎንደርን ንዝነብሩ ወገናት ግቡእ ትኹረት ንኽህብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፀዊዑ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ ህወሓት ንሰባት ብፍርሓትን ብድሌትን…

ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ኣምቡላንሳት ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ንሚኒስቴር ጥዕና ሓገዝ 50 ኣምቡላንሳት ገይራ። እቶም ዝተገበራ ሓገዝ ኣምቡላንሳት ዝተማለአ መሳርሒ ዘለወንን 250 ሚሊየን ብር ዘውፀኣን ኢየን ተባሂሉ፡፡ እቲ ሓገዝ ብቀይሕ ወርሒ ሕቡራት ኤሚረታት ዓረብ ኣቢሉ ከምዝኾነ…

ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ እቲ ሕብረት ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስትር ጉዳያት ወፃኢ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 39 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ እቲ ሕብረት ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም። ኮሚሽን እቲ ሕብረት ዘዳልዎ ኣኼባ ቤት ምኽ ፈፃሚ ስራሕ ካብ 4 ክሳብ 5 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ…

ስድራቤት ሕብረት ስራሕ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ቀዳማይ ዙር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስድራቤት ሕብረት ስራሕ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝርከቡ ተመዛበልቲ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ቀዳማይ ዙር ሓገዝ ገይሮም። እቶም ኣባላት ስድራቤት ሕብረት ስራሕ ዝገበሩዎ ሓገዝ፥ ክዳውንቲ፣ ምግቢ፣ መገልገሊን መሐለዊ ፅሬትን ናውቲ…

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ነበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ነበር ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ በቲ ምኽሪ እናተሳለጡ ዝፀንሑ ጉዳያትን ኣብ ቀፃሊ ትኹረት ዝደልዩ ቀንዲ ቀንዲ ዛዕባታትን ዘድሃበ ከምዝኾነ…

ባህሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝገልፅ ኩሉ ተጠቃዒ ዝኾነሉ ትካል

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብጉዳይ ኢትዮጵያ ኣሉታዊ ፅዕምቶ ንምፍጣር ቤት ምኽሪ ፀፅታ ተደጋጋሚ ኣኼባ ኣካይዱ ኢዩ። ኣብቶም ኣኼባታት ዝተፈለየ ድሌት ዘለዎም ሃገራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምውንጃል ሓጥያቱ ኣዕቢዮም እንተቕርቡ፤ ሓቂ ኢትዮጵያ…