Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኻዊ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ቴሌኮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ቴሌኮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዛተ ኣሎ። መበል ሻድሻይ ዓለም ለኻዊ ኮንፈረንስ ልምዓት ቴሌኮም ካብ 27 ግንቦት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣፍሪካ ንመጀመሪያ ጊዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ልዕሊ 2 ሺሕ ኣጋይሽ…

ብቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሻሸመኔ ዝርከብ ክላስተር ኣዳጉራ ዐደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ሻሸመኔ ዝርከብ ክላስተር ኣዳጉራ ዐደት ኣካይዱ። ኣብቲ ዑደት ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከንቲባታት ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታት ተረኺቦም፡፡ ብለይኩን ኣለም እዋናዊ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 39 ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዛምቢያ፣ ናይጀሪያ፣ ኣንጎላ፣ ኮሞሮስ፣ ናሚቢያ፣ ደቡብ አፍሪካ፣ ማላዊን ጂቡቲን…

ኣወዳድባ እቲ ሚኒስቴር ጂኦፖለቲካዊ ጉዳያት ኣብ ግምት ዘእተወ ከምዝኾነ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ኣወዳድባን  ስራሕቲ ለውጢን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዓለም ለኻዊን ጂኦፖለቲካዊ ከባቢያዊ ጉዳያትን ኣብ ግምት ዘእተወ ከምዝኾነ እቲ ሚኒሰስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ኣወዳድባ ወፃኢ ብምንካይ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ንምስራሕ ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ…

ኣብ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ኣባላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ . ቢ .ሲ)ኣብ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብኣፈፃፅመኦም ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ኣባላትን ሲቪል ሰራሕተኛታትን ምሃብ ኣፍልጦን ፃንሒት እዋኖም ንዝሸፈኑ በዓል መዓርጋትን ስነ ስርዓት ምልባስን ተሳሊጡ። ኣዛዚ ስፔሻላይዝድ ኮምፕረሲቭ…

ሐዚ ከምዘሎ ኣማራፂ ዕድል እንተዝህሊ ነይሩ ናብ ዕጥቂ ቃልሲ ኣይምኣተኹን-ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓዱሽ መንግስ ሐዚ ከምዝጀመሮ ኣማራፂ ዕድል እንተዝህሊ ነይሩ ናብ ዕጥቂ ቃልሲ ኣይምኣተኹን ክብሉ ነበር ኣመራርሓ ኦነግን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዕዲ ዓረብን ሌንጮ ባቲ ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ፥ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ኣግላሊ ኣተሓሳስባ…

ኣብ ምርመራ ጋዜጠኝነት ኣፍሪካ ዘድሃበ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ምርመራ ጋዜጠኝነት ኣፍሪካ ዘድሃበ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታት ኣፍሪካን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ ኣፍሪካውያን ጋዜጠኛታት ብምርመራ ጋዜጠኝነት ልምዲ ዝለዋወጡሉን ዝስልጥኑሉን ኢዩ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣…

ብምግቢ ባዕልና ንኽእለሉ እዋን ቀረባ ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ፍርያታውነት ሕርሻ ብምምሕያሽ ብምግቢ ባዕልና ንኽእለሉ እዋን ቀረባ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ገፀን ከምዝገለፀኦ፥ ሎሚ መዓልቲ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሬኢ ዶክተር…

ኣብ ወረባቦ ልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ኣብ ወረባቦ ጉድኣት ንዝበፅሖም ክፋላት ሕበረተሰብ ልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ተገይሩ። እቲ ካብ ኮሚሽን ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና መውግቢ ፌዴራልን ክልልን ዝተረኸበ ሓገዝ፥ ን13 ሺሕን 552 ክፋላት ሕብረተሰብ ዝኸውን ኢዩ። ምክትል…

ሓዱሽ መንግስቲ ዝኣተዎ ቃል ተግባራዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረሉ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሓዱሽ መንግስቲ ዝኣተዎ ቃል ተግባራዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረሉ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም። እቲ ሓዱሽ መንግስቲ ለውጢ ዘካተተ ብሄራዊ መድረኽ ዘተ ብምክያድ ሓድነታን ህልውንኣን ዝሓለወት ጠንካራ ሃገር ንትውልዲ ንምትሕልላፍ ዝኣተወ ቃል ብተግባር ከውዕል…