መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ እንትነኽብር ፀረ ኢትዮጵያ ሓይሊታት ክሳዶም ዝደፍኡሉ ከምዝኾነ ብምሕሳብ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ እንትነኽብር ፀረ ኢትዮጵያ ሓይሊታት ክሳዶም ዝደፍኡሉ ከምዝኾነ ብምሕሳብ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…