ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን /ኢመደኤ/ን ኤጀንሲ ሳይንስ ኢንፎርሜሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ደቡብ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢመደኤ ዶክተር ኣንተነህ ተስፋየ፥ ኤጀንሲ እቲ ክልል እዋኑ…