ነበርቲ ከተማ ሮቢት ኣብ ግምባር ወሎ ዝርከብ ሓይሊ ፀፅታ ብኣካል ተረኺቦም ኣበረታቲዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ወረዳ ኣምባሰል ከተማ ሮቢት ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ኣባላት ሚሊሻን ብኣካል ተረኺቦም ኣበረታቲዖም።
እቶም ነበርቲ ኣብ ግምባር ተረኺቦም ንኣካላት ፀፅታ እንግዶት ምሳሕ ዝገበሩ እንትኾኑ፥…