Fana: At a Speed of Life!

ተሳናባቲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ናይ መወዳእታ ጉባኤኡ የካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ተሳናባቲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 5ይ ዙር፣ 7ይ ዓመት መበል 12 ግዘ ናይ መወዳእታ ጉባኤኡ የካየድ ኣሎ። ኣብቲ እዋን መደረ ዘስምዑ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጁል ናንጋል፥ ዘበን ስረሖም ዝዛዘሙ ኣባላት እቲ ቤት ምኽ ኣብቲ ኣኼባ ቃለ…

ኣብ ክልል ሃረሪ ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ምድላው ተገይሩ ኢዩ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ፅባሕ ዝካየድ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ምድላው ምግባሩ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሃረሪ ኣፍሊጡ። ፖሊስ እቲ ክልል ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ንምስራሕ ዘኽእል ኮማንድ ፖስት ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ኮሚሽነር ኮሚሽን…

ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 50 ተንቀሳቐስቲ ጉጅለ ጥዕና ተዋፊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሰብኣዊ ሓገዝቲ ብምውዳድ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 50 ተንቀሳቐስቲ ጉጅለ ጥዕና ከምዝተዋፈሩ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ኮሚቴ ሚኒስትራት ማእኸል መተሓባበሪ ብሄራዊ ህፁፅ እዋን ሰሙናዊ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኣብ ክልላት ዓፋርን…

ቤት ምኸሪ ክልል ኣምሓራ 5ይ ዙር 7ይ ዓመት መበል 18 ግዘ ናይ መወዳእታ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኸሪ ክልል ኣምሓራ 5ይ ዙር፣ 7ይ ዓመት መበል 18 ግዘ ናይ መወዳእታ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ኣኼባ ዛዕባታት ቀሪቦም ክፀድቁ ኢዮም፡፡ ቀንዲ ቀንዲ ሽቶታት በጀት ዓመት 2014 ቀሪቡ ክፀድቕ ኢዩ፤ በጀት ላለዋይ ቤት ፍርዲን ዋና…

“ብሓሱሽ መንፈስ ሓዱሽ ውዕሊ – ምስረታ መንግስቲን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ወግዒ ሓደ ጉዳይ  “ብሓሱሽ መንፈስ ሓዱሽ ውዕሊ - ምስረታ መንግስቲን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ድሬዳዋ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ድሬደዋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝህልዎ ጉባኤ ሓዱሽ ምምሕዳር ክጣየሽ ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር…

ኢትዮጵያ  ዝጀመረቶ  ሃገር በቀል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ናብ ምዕባለ ዝወስዳ ኢዩ – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ  ዝጀመረቶ  ሃገር በቀል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ናብ ምዕባለ ዝወስዳ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዛሆ ዥዩዋን ተዛሪቦም፡፡ መበል 72 በዓል ምስረታ ሪፐብሊክ ቻይና ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ቻይና ኤምባሲ ብቪዲዮ ኣብ ዝተገበረ…

ካብ ብልፅግና ፓርቲ ወፃእ ዝኾኑ ክልተ ኣባላት ካቢኔ ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ብልፅግና ፓርቲ ወፃእ ዝኾኑ ክልተ ኣባላት ካቢኔ ተሸይሞም። እቶም ኣባላት ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ዝተሸሙ ኣመራርሓታት ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ኣይተ ግርማ ሰይፉን ኣይተ የሱፍ ኢብራሂምን ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…

ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ካቢኔ ብምሽዋም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምስረትኡ ዘሳለጠ ሓዱሽ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽመት ኣባላት ካቢኔ ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ከንቲባ ወ/ሮ አዳነች ኣቤቤ ኣባላት ካቢኔ ናብቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረባ እንትኾና፥ እቲ ቤት ምኽሪ እውን ብዝቐረቡ ሕፁያት ርኢቶ ብመሃብ…

ቤት ምኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦም ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦም ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ:: ብመሰረት እዚ፦ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ስራሕ፣ ኢንተርፕራይዝን ልምዓት ኢንዱስትሪን - ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ተፀዋዒ መንግስቲ እቲ ቤት ምኽሪ…