ንሕና ንተፋሰስ ሃገራት ቅኑዕ ኣመለኻኽታ ኣለና ንሳቶም ግን ብዛዕባና ኣይግድሸምን – ኡስታዝ ጀማል በሽር
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢትዮጵያውያን ንተፋሰስ ሃገራት ኣባይ ቅኑዕ ኣመለኻኽታ የሃልዎም እምበር ንሳተን ግን ብዛዕባ ኢትዮጵያውያን ኣይግድሸንን ክብል ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ መንቅሒ ማሕበረሰብ ዝኾኑ ኡስታዝ ጀማል በሽር ተዛሪቦም።
እቲ መንቅሒ ማሕበረሰብ ምስ ፋና…