Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ኣስቶንቪላ ንስቲቨን ጄራርድ ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ንስቲቨን ጄራርድ ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማ። ኣስቶንቪላ ንዲን ስሚዝን ካባረሩ ድሕሪ ምብራራ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምርካብ እናኣለሸት ፀኒሓ ኢያ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ሊቨርፑል ስቲቨን ጄራርድ ሓዱሽ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መካረይቲ ሙሉእ ሓበሬታ ተኻረይቲ ንኸመዝግቡ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መካረይቲ መንበሪ ገዛ ሙሉእ ሓበሬታ ተኻረይቲ ንኸመዝግቡ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ። ኣብታ ከተማ ዝኾነ ይኹን መካረዪ መንበሪ ገዛ ኣብ መምርሒ ፖሊስን ጣቢያታት ፖሊስን ዓሰርተ ሓዲአን ክፍለ ከተማታት ሙሉእ ሓበሬታ ተኻረይቲ ብመሓዝ…

ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ እናገበሮ ዝርከብ ፈተነ ኣይዕወትን – ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብህዝቢ ዝተመረፀ መንግስቲ ብምግልባጥ መንግስቲ ኣልባን ማእኸል ጎንፂን ንምግባር ብዙሓት ተግባራት ግብረ ራዕዲ ከምዝፈፀመ ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ወይዘሮ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ዲኤታ…

ኣብ ኣውሮፓ ለበዳ ኮቪድ19 ይስፋሕፋሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ብምኽንያት ቫይረስ ኮቪድ19 ሕይወቶም ዝስእኑ ቁፅሪ ዜጋታት ብ10 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ኣህጉር ኣውሮፓ፥ ካብ ካልኦት ክፍለዓለማት ብዝተፈለየ መልክዑ ዝርገሐን እቲ ቫይረስን በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝስእኑ…

ኣሜሪካዊ በዓል ሞያ ቁጠባ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ትኽተሎ ፖሊሲ ነቒፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካዊ በዓል ሞያ ቁጠባ ኣሜሪካ ዴቪድ ስታይንማን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ትኽተሎ ፖሊሲ ብምንቃፍ ደብዳበ ፅሒፉ። እቲ በዓል ሞያ ከምዝገለፆ፥ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዘሎ ጎንፂ ተተሓሒዡ እናሰጎመቶ ትርከብ ፖሊሲ ዘሕፍር ክብል ፀሪሑዎ። ከም…

ኣብ ወፍሪ ህልውና ጉድኣት ንዝበፅም ኣባላት ሰራዊት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክን ዝተፈላለዩ ቤት ዕዮ ሚኒስትራትን ኣብ ወፍሪ ህልውና ጉድኣት ንዝበፅም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘውፅ ሓገዝ ናውቲ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ዝገበሩ ትካላት፥ ኮሚሽን ጉምሩኽ፣ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ…

ኢትዮጵያ መባፅቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መባፅቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ኣፍሪካ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። “ብቴክኖሎጂ ሓያል ንምዃን ኢትዮጵያ ዘለዋ ጉዕዞ” ብዝብል ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ መደረ ዘስመዓ እተን ሚኒስትር ዲኤታ፥…

ኢትዮጵያ ብፀገም እናሓለፈት ትኹን እምበር ምዕባለ ካብ ምርግጋፅ ንደሓር ኣይትብልን –  ዶ/ር ፍፁም ኣሰፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብፀገም እናሓለፈት ትኹን እምበር ምዕባለ ካብ ምርግጋፅ ንደሓር ከምዘይትብል ሚኒሰስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ምስ ኣምባሳደር ኒውዝላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሚካኤል ኣፕተን ተዛቲየን። ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝነበረ ፈተና 12 ክፍሊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝነበረ ፈተና 12 ክፍሊ ተዛዚሙ። 36 ሺሕን 401 ተምሃሮ ንፈተና ዝተመዝገቡ እንትኾኑ፥ ቁፅሪ ፈተና ዝወሰዱ ተምሃሮ ግን 35 ሺሕን 856 ከምዝኾኑ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ኣይተ ዳኘው…

መላእ ህዝቢ ዝተገበረሉ ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሉ ብዝገበሮ ዝተዋደደ ምንቅስቓስ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዘኹርዕ ዓወት ተመዝጊቡ – እዚ ኣዋጅ ህፁፅ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ህዝቢ ዝተገበረሉ ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሉ ብዝገበሮ ዝተዋደደ ምንቅስቓስ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ዘኹርዕ ዓወት ከምዝተመዝገበ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ። ኣፈፃፅማ እቲ ኣዋጅ ዝከታተልን ብላዕለዋይነት ዝመርሖን መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ…