ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዙዝ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገበቡ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዙዝ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዘመዝገቡን ፃንሒት ግዜኦም ንዝዛዘሙ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣወሃህባ መዓርግ፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሜጀር ጀነራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት መኮንናት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ዝተኸበረ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ – ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2021 0 ኣዲሰ ኣበባ፣ 16 መሰከረም፣ 2014 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ዝተኸበ በዓል ዳመራ ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፈለጡ። ነቲ በዓል ብሰላም ክዛዘም ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ ብሙሉኦም ኣካላት ፀፀታ ኣመሰጊኑ። ሕብረተሰብ ጉዳይ ፀፅታ ይምልከተኒ ኢዩ ዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል መስቀል ዳመራ ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ በዓል መስቀል ዳመራ ብሰላም ንክኽበር ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም። አተም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ በዓል መስቀል ዳመራ ብደም ክነታት ነአተኽብሩ ሰናይ ትምኒተይ ይብፃሕኹም ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ክብሩ ብምሕላው ንቐፃሊ ትውልዲ ምትሕልላፍ ይግባእ – ዶ/ር ሂሩት ካሳው Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ካብ ኣቦታትና ዝተረከብናዮ በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ክብሩ ብምሕላው ንቐፃሊ ትውልዲ ምትሕልላፍ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶ/ር ሂሩት ካሳው ገሊፀን። እተን ኢኒስትር በዓል መስቀል ዳመራ ኣመልኪተን ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሰቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚነስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብህራህማን ጃይሻንካር ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ግድብ ህዳሰን እዋናዊ ኩነታት እዛ ሃገርን ዘተኮረ እንትኸውን፥ ናይ ሓባር ተረባሕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መስቀል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 16 መስከረም፤ 2014 (ኤፍ ቢሲ) በዓል መስቀል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማ ሃዋሳ፣ ደብረ ብርሃን፣ ደሴ፣ ደብረ ታቦር፣ ሚዛን ኣማን፣ ሻሸመኔን ደበርቕን ብዙሓት ነበርቲ እተን ከተማታት ኣብ ዝተረኸብሉ ብድሙቕ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን ንክነግስ ጠንኪርና ንስራሕ-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኣብ ዓለም ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን ንክነግስ ጠንኪርና ንስራሕ ክብሉ መልአኽቶም ኣመሓላሊፎም። በዓል መስቀል…
ስፓርት ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኣትሌት ጎይቲቶም ገብረስላሴ ኣብ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ በርሊን ተዓዊታ። ኣትሌት ጎይቲቶም ነቲ ውድድር ብ2:20.09 ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ። ህይወት ገብረኪዳን ድማ 2:21.23 ሰዓት ካልአይቲ እንትትከውን፥ ሄለን ቶላ…
ስፓርት ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ማራቶን ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዬ አዶላ ኣብ በርሊን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ጉያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። 2:05:44 ዝኣተወሉ ሰዓት እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ቤትዌል ዬጎን ካልኣይ፣ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ሳላሳይ ብምዃን ውድድሮም ዛዚሞም። እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኤጀርሳ ለፎ ወረዳ በዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 8 ሰባት ሞይቶም Gebremariam Weldegerima Sep 26, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ምዕራብ ሸዋ ዞባ ኤጀርሳ ለፎ ወረዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሸሞንተ ሰባት ሕይወቶም ከምዝሰኣኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ናይቲ ወረዳ ትራፊክ ፖሊስ ተቖፃቫሪ ዋና ሳጂን ፍቃዱ ሙሉጌታ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ ካብ ኣዲስ አበባ ናብ ጊንጪ እንትጎዓዝ…