ኣብ በዓል ዳሜራ ቅልጡፍ ምርመራ ኮቪድ-19ን ክታበት ንዝደልዩ ድማ ኣገልግሎት ክታበት ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ዳሜራ መሰርቀል ቅልጡፍ ምርመራ ኮቪድ-19ን ክታበት ንዝደልዩ ድማ ኣገልግሎት ክታበት ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን ብልዑል ኩነታት እናወሰኸ ዝመፅአ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን መከላኸሊ መገዲታት…