ስፓርት ኣዳማ ከተማ ንባህር ዳር ከተማ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣዳማ ከተማ ንባህር ዳር ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ኣዳማ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ቢንያም ኣይተንን ሙሴ ኪሮስን ድሕሪ ዕረፍቲ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣዳማ ከተማ ተኸታታሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሁዋጂያን ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ ኣብ ዓውዲ ፍርያት ሶላርን ኤክስፖርትን ክዋፈር እዩ mizan mekonen Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይናዊ ግሩፕ ሁዋጂያን ኣብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ንምስራሕ ናይ 100 ሚሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣይተ ሞቱማ ተመስገንን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ ሁዋጂያን ዛንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መነባብሮ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምሕያሽ ኮሪደር ገፀር ኣብ ኩሎም ከባቢታት ይስፋሕፋሕ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) መነባብሮ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምሕያሽ ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ገፀር ኣብ ኩሎም ከባቢታት ይስፋሕፋሕ ኣሎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ዝጠቅዕዎ ፅሑፍ ÷ሎሚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ጉዳይ ብሄራዊ ረብሓ ብሓባር ደው ክብሉ ይግባእ Desta Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ጉዳይ ብሄራዊ ረብሓ ብሓባር ደው ክብሉ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ፥ “ግደ ፓርቲታት ፖለቲካ ንዝተረጋገዐ ባህሊ ስርዓት ፖለቲካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቢል ጌትስ ንዘላቒ ሓገዝ ኣፍሪካ ዝግበር ፃሪ ንምሕጋዝ ቃል ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢል ጌትስ ዘላቒ ሓገዝ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ምሕዝነትን ንምጥንኻር ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፉ ቃል ኣቲዮም፡፡ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ ዩሱፍ ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር እቲ ሕብረትን ፋውንዴሽን ጌትስ ብጥማት ምስ ቢል ጌትስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ስራሕቲ ምድላው ተጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 7ይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ስራሕቲ ምድላው ጀሚረ ኢሉ፡፡ ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላተወርቅ ሃይሉ ምድላው ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን፡፡ ኣብ መግለፂአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብዙሓት ናይ ወፃኢ ኢንቨስትመንታት እናሰሓበ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብዙሓት ኢንቨስትመንት ወፃኢ እናሰሓበ ይርከብ ኢሎም፡፡ ኣብ ዓውዲ ምትሕብባር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ቤልጂየምን ዘድሀበ መድረኽ ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣይተ ኣሕመድ…
ቢዝነስ ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን Desta Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኩለን ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብዚ ባጀት ዓመት ዝተተለመ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን ኢሉ። ኣካያዲ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ትካል ፍስሃ ጌታቸው ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ 14…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ንእትገብሮ ፃዕሪ ኢትዮጵያ ዘይናጋዕ ደገፋ ክትቅፅል ኢያ Desta Jun 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳይሬክተር ጀኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ሬድዋን ሑሴን ሱዳን ሰላማን ምርግጋዓን ንምርግጋፅ ንእትገብሮ ፃዕሪ ኢትዮጵያ ዘይናጋዕ ደገፋ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም። ብዳይሬክተር ጀኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያና ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንክትነብር ወሳኒ ኣብ ዝኾኑ ሃገራዊ ዛዕባታት ትዝቲ ኣላ Desta Jun 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያና ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንክትነብር ወሳኒ ኣብ ዝኾኑ ሃገራዊ ዛዕባታት ትዝቲ ኣላ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያን ኢትዮጵያዊያንን ናይ ሓባር ኩለ መዳይን ሕልኽላኽን ዝኾኑ…