ሃገራት ኣፍሪካን ካሪቢያንን ኣብ እዋን ባዕዳዊ መግዛእቲ ንዝተፈፀመለን በደል ፍትሒ ክሓታ ይግባእ-መሓመድ ዓሊ ዩሱፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራት ኣፍሪካን ካሪቢያንን ኣብ እዋን ባዕዳዊ መግዛእቲ ንዝተፈፀመለን በደል ፍትሒ ክሓታ ይግባእ ኢሎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዩሱፍ።
መበል ካልኣይ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ካሪቢያን “ንኣፍሪካዊያንን ዘርኢ…