ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ናትና ምድላው ንጁንታ እንተይኮነስ ንጋለብቶም ኢዩ” ሌ/ ጀ ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ናትና ምድላው ንተስዓሪ ጁንታ እንተይኮነስ ንጋለብቶም ኢዩ" ክብሉ ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣፍሊጦም። ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌ/ጀነራል ባጫ፥ ኣብ ቡልቡላ ወታደራዊ መሰልጠኒ ምረቓ ምልምል ወታደራት ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳታት ወረባቦን ተሁለደሬን ብወራር ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ውሕስና ምግቢ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳታት ወረባቦን ተሁለደሬን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ 1 ሺሕ ኩንታል ሕሩጭ፣ 2 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ፣ 4 ኩንታል ንህፃናት ዝኸውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ንምጥያሽ ሓገዝ 100 ሚሊየን ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ መሊስካ ንምጥያሽ ሚኒስቴር ትምህርቲ 100 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ኣብቲ ክልል ብዝፈፀሞ ወራር ልዕሊ 2 ሺሕን 950 ኣቢያተ ትምህርቲ ሙሉእ ብሙሉእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኬኒያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያዊያንን ሰብ ሞያታት 21 ሺሕን 897 ዶላር ኣሜሪካ ዘውፅእ ድጋፍ ኢዮም ገይሮም። ነቲ ድጋፍ እቲ ማሕበር ሰብ ሞያ ብምውካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ናብ ባህር ዳር ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣፈፃፅማ ማእኸል መተሓባበረ ህፁፅሰብኣዊ ሓገዝ ንምግምጋም ናብ ባህር ዳር ኣቲየን። ኣብ ፃንሒተን ድማ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ዜጋታት ብቕልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕን መሊስካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሬዚዳን ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝወፅአ መግለፂ ቅዋም ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝወፅአ መግለፂ ቅዋም ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ብሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላትን፥ ተፈፂሞም ዝተብሃሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ጎንኹም ኢዩ – ዲ/ን ዳንኤል ክብረት Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብግፍዒ ዝተቐተሉ ዜጋታት ኣብ ከተማ ንፋስ መውጫ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተኻይዱ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ደቡብ ጎንደር ኣብ ዝፀንሐሎም እዋናት ብዙሓት ንፁሃን ምስ ቀተለ ቀብሮም ከይፍፀምን ስድራ ግዳያት ከይበኽዩ ብምኽልካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ልኡኽ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ልኡኽ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸሊኹ ኣብ ዘኣተወሎም ከባቢታት ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘድሊ ኣብቲ ዘተ ኣልዒሎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ መረፅቲ ዕላዊ ዝግበረሉን ስምዕታ ዝቐርበሉን እዋን 12 መስከረም 2014 ክዛዘም ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ መረፅቲ ዕላዊ ዝግበረሉን ስምዕታ ዝቐርበሉን እዋን 12 መስከረም 2014 ከምዝዛዘም ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደሎም ክልላት ደቡብ፣ ሶማሌን ሃረርን 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ከምዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትድርና ኣዋሽ ቢሾላ ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Sep 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትድርና ኣዋሽ ቢሾላ ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ። ሰልጠንቲ ኣብቲ ማእኸል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ሓሙሽተ ዓይነታት መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና ከምዝወሰዱ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት…