Fana: At a Speed of Life!

“ካብ ዘለኒ ነክየ ንምኸተ”

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ “ካብ ዘለኒ ነክየ ንምኸተ” ብዝብል መሪሕ ቃል ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም። ነባር ጉዱኣት ኣካል፣ ተሃድሶ ጉዱኣት ኣካልን ኣረጋውያንን ማእኸላት ልምዓት ተጎዳእቲ ማሕበራዊ ፀገማትን ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን…

ሰብ ሃፍቲ ትርፎም ጥራሕ ካብ ዝሓስቡ ሃገር ከድሕኑ ይግባእ – ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ፈተና ዝበፅሖን ፈታኒን ስለዝኾነ ብፍላይ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ትርፊ ጥራሕ ካብ ዝሓስቡ ሃገር ከድሕኑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣተሓሳሲቦም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ስልጣን ኣብ ዝፀንሐሎም 27 ዓማውቲ፥…

ብፁኣን ሊቀ ጳጳሳት ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ዝርከቡ ናይ 11 ኣህጉረ ስብከታት ብፁኣን ሊቀ ጳጳሳት ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ተራኺቦም ተዛቲዮም። እቶም ሊቃነ ጳጳሳት ኣብ ዘተኦም፥ ወድዓዊ ሓቂ ኢትዮጵያ ነቶም ኣባላት…

ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ – ባቱ መስከረም 10 ኣገልግሎት ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ - ባቱ መስከረም 10 ኣገልግሎት ከምዝጅምር ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣይተ ካሳሁን ጎፌ፥ 92 ኪ.ሜ ዝሽፍን ፕሮጀክት መገዲ ሞጆ - ባቱ ስራሕ ንምጅማር ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው…

ሰራሕተኛታት ፋና ኤፍኤም 94.0 ንወፍሪ ህልውና  ድጋፍ ገይሮም  

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ፋና ኤፍኤም 94.0 ኣብ ወፍሪ ህልውና  ብምስላፍ ደም ንዘድሊዮም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፍሉይ ሓይሊን ደም ለጊሶም። ሃገር ንምኽባር ኣብ ግንባር ዝቃለሱን ህይወት ዝኸፍሉ ዘለዉን ኣባላት ሰራዊት ደም ብምልጋሶም ሕጉሳት…

 “ኣብ ጠፈር ዝተመስረቱ ቴክኖሎጂታትን መተግበሪታትን ንዘላቒ ልምዓት”

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኒስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ምስ ዩንቨርስቲ ወላይታ ብምትሕብባር  “ኣብ ጠፈር ዝተመስረቱ ቴክኖሎጂታትን መተግበሪታትን ንዘላቒ ልምዓት” ብዝብል ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ከኣካላት ብምዃን ሃገራዊ ጉባኤ የካይድ ኣሎ። ዋና…

ኣብ ልዕሊ ንግብረ ራዕዲታት ድጋፍ ብምሃብ ገበን ዝተጠርጠሩ 15 ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ኣብ ልዕሊ ንግብረ ራዕዲታት ህወሓትን ሸኔን ድጋፍ ብምሃብ ገበን ዝተጠርጠሩ 15 ውልቀ ሰባት ክሲ ከምዝተመስረተ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዋና ኣቃቤ ህጊ እቲ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣይተ ኣዩብ አህመድ ንግዜኢ…

ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ናብ ወፍሪ “ውሕጅ ፃዕዳ ፓስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ናብ ወፍሪ “ውሕጅ ፃዕዳ ፓስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ” ብምፅምባር ክታሞም ኣንቢሮም። ሓቃዊነት ኢትዮጵያ ንመላእ ዓለም ንምፍላጥ ዕላማ ዝገበረ ወፍሪ “ውሕጅ ፃዕዳ ፓስታ ናብ ፃዕዳ ቤተ-መንግስቲ”…

ቱርኪ “ንናይ ኣፍሪካ ፀገም ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ዝብል ቅዋም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ባህሬን ኢሲን ኣኪል ጋር ክልተኣዊ ርክባት ኣብ ዝጠናኸረሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ጀማል ኣብ ዘተኦም፥ ነዊሕ እዋን ርክብ ክልቲአን ሃገራት…

“ናትና ምድላው ንጁንታ እንተይኮነስ ንጋለብቶም ኢዩ” ሌ/ ጀ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ናትና ምድላው ንተስዓሪ ጁንታ እንተይኮነስ ንጋለብቶም ኢዩ"  ክብሉ ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣፍሊጦም። ዋና ኣተሓባባሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌ/ጀነራል ባጫ፥ ኣብ ቡልቡላ ወታደራዊ መሰልጠኒ ምረቓ ምልምል ወታደራት ብምርካብ…