ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ጅግንነት ብድሙቕ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ጅግንነት ኣብ ቤት ፅፈት ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰብ መዚን ጦር መኮንናትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ብድሙቕ ይኽበር ኣሎ። መዓልቲ ጅግንነት ምኽባር ዘድለየሉ ምኽንያት በቢዘመኑ ንኢትዮጵያ ካብ ፀላእቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘድሕኑዋ ጀጋኑ ሓርበኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሓዱሽ ዓመት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ሓደጋ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሓዱሽ ዓመት ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ሓደጋ ከምዝተሰርሐ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ባርዕ ሓዊን ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን በዓል ሓዱሽ ዓነት ሓዊሱ በዓላት መስቀልን ኢሬቻን ስዒቦም ክፍተሩ ካብ ዝኽእሉ ዝኾኑ ይኹኑ ሃንደበታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። ዋሊያታት ምስ ውዳሴ ዲያጎንስቲክ ሴንተር ብምትሕብባር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ዝለገሱዎ ደም ብተወሳኺ፥ ትማሊ ኣብ “መዓልቲ ሰናይ ተግባር” ሕሙማት ከምዝሓተቱ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሕርሻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ንሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ንመላእ ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን፣ በቢብርኩ ንዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ከፍርስ ኢየ ኢሉ ዝተለዓለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክሳብ መወዳእታ ክንድምስሶ ኢና – ተመረቕቲ ወታደራት Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽኣርባ ብመሰረታዊ ውትድርና ዘሰልጠኖም ወታደራት ኣመሪቑ። ተመረቕቲ ወታደራት ኣብ ጻንሒቶም፥ ዘተኣማምን ወታደራዊ ስልጠና ምርካቦም ንግዜኢ ተዛሪቦም። ስለዝኾነ ድማ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝሰርሑ ሓይሊታት ወፃኢን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መቕደላ ተዘሪፎም ዝተወሰዱ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መቕደላ ተዘሪፎም ዝተወሰዱ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣብ ለንደን ንዝርከብ ኤምባሲ ኢትጵያ ተመሊሶም። ብ1868 ብሃፀይ ቴድሮስ ዘመነ መንግስቲ ኣብ እዋን ኲናት መቅደላ ኣምባ ዝተዘረፉ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ብዕሊ ናብቲ ኤምባሲ ተመሊሶም። ካብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ፍሉይ ልኡኽ ዋና ፀሓፊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ፍሉይ ልኡኽ ዋና ፀሓፊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ራሚሮ ሎፔዝ ዳ ሲልቫ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂበን ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብመንግስቲን ወሃብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ትካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅግንነት ናይ ተጋዳላይነት፣ ናፅትን ሰዓራይነትን ውፅኢት ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግንነት ናይ ተጋዳላይነት፣ ናፅትን ሰዓራይነትን ውፅኢት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ጅግንነት ብዙሕ መልክዕ ከምዘለዎ ገሊፆም፡፡ ብማዃኑ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፍርያት ምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ዝተኻየደ ኩለመዳይ ፃዕሪ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ሚኒስትር ሕርሻ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍርያት ምግቢ ባዕልኻ ንምኽኣል ዝተኻየደ ኩለመዳይ ፃዕሪ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ፍርያት ዝራእቲ ክረምቲ ናብ 342 ሚሊየን ኩንታል ክብ ከምዝበለ ሚኒስትር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ብትሑት ትሕዝቶ ዝፈሪ ዋና ዋና ዝራእቲ ክረምቲ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2003…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4 ጳጉሜን መዓልቲ ጀግንነት Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ 4 ጳጉሜን “ጀጋኑ ሃገረይ ከኽብር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቓል መዓልቲ ጀግንነት ክኽበር ኢዩ። ኣብዚ መዓልቲ ብፍሉይ ብዋጋ ዘይትመን ናይ ህይወት መስዋእቲ እናኸፈሉ ሰላምን ክብሪን ሃገር ንምኽባር ደው ዝበሉ ጀጋኑ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ…