ዓወት ዝኣተኻዮ ቃል ብምኅባር፣ ንቃልካ ተኣሚንካ ብምስራሕን ቃል ብተግባር ብምግላፅን ዝርከብ ኢዩ- ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዝኣተኻዮ ቃል ብምኅባር፣ ንቃልካ ተኣሚንካ ብምስራሕን ቃል ብተግባር ብምግላፅን ዝርከብ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር፥ “ቃል ምኽባር እንተሃሊዩ ብስራት ዓወት ኣሎ፤ ንኢትዮጵያ ዝኣተናዮ ቃል ኪዳን…