ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዘብፀሐለን ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ሓገዝ ይጓዓዓዘለን ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዘብፀሐለን ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ልዕሊ 24 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዝኸውን ሰብኣዊ ሓገዝ እናተጓዓዓዘ ምዃኑ ገሊፁ። እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ብዘብፀሖ ናይ ሽርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ናይ ፍፃመ ፀወታ ከካይዳ ኢየን Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይሮቡ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሻምፒዮና ጋንታታት ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ናይ ፍፃመ ፀወታ ከካይዳ ኢየን። ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ንኡጋንዳዊት ጋንታ ሌዲ ዶቭስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነትና ኣጠናኺርና ንፀላኢ እናሕፈርና ከም ዓወት ዓድዋ ዓወት ክንሓፍስ ኢና – ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ንዘበናት ተጋሚዶምን ተፋቲዮምን፣ ተሓጋጊዞምን ተዋሂዶምን ዝነበሩ ክ,ህዝቢታት ኢዮም ኢሎም። ኣብ ሓድነትና ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዘሐደሶም ናይ ዘኽታማት መንበሪ ገዛ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 9 ዘሐደሶም ናይ ዘኽታማት መንበሪ ገዛ ኣረኪቡ። እቶም መንበሪ ኣባይቲ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ንተረባሕቲ ኣረኪቦምዎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ሓዱሽ ኣርምኡ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ቅድሚ ሕዚ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣርማ ከምዝቐየረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ከምዘፍለጦ ሓዱሽ ኣርማ ካብ 2 ጳጉሜ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ክልል ተፈፃሚ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ ክልል ቅድም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ላዕለዎት ሓለውቲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ላዕለዎት ሓለውቲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም። ላዕለዎት ሓለውቲ ኣቦታት እቲ ጉባኤ ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ተረኺቦም ከይዲ ህንፀት እቲ ግድብ ተዓዚቦም። ድሕሪ እቲ ዑደት ድማ ንኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፍሪ ህልውና ብዓወት ክሳብ ዝዛዘም ክልል ጋምቤላ ዝገብሮ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን ክልል ጋምቤላ ወፍሪ ህልውና ብዓወት ክሳብ ዝዛዘም ንሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ኣፍሊጦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዐወኒ ሓሽሽ ብዶብ ሱዳን ከየኣቱ እናተቖፃፀረ ምዃኑ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ምስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ክልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምዃን ብዶብ ሱዳን ኣቢሉ መዐወኒ ሓሽሽ ከየኣቱ ልዑል ቁፅፅር እናገበረ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብምዃን ብሱዳን ድንበር ኣብ ሰገር ተከዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባታት መተከልን ካማሺን ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ልኡኽ ህወሓት ናይ መወዳእታ ስጉምቲ ንምውሳድ ምድላው ተዛዚሙ ኣሎ – ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባታት መተከልን ካማሺን ዝንቀሳቐስ ጉጅለ ልኡኽ ህወሓት ናይ መወዳእታ ስጉምቲ ንምውሳድ ምድላው ከምዝተዛዘመ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቡ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግምባር ወሎ ዝተሰለፉ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዑል ክሳራ ኣብፂሖም ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣምሓራ ወራር ብምፍፃም ንፁሃን እናቐተለ፣ ንብረት እናዘረፈን መሰረተ ልምዓታት እናዕነወን ዝርከብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምፍራስን ንምቕባርን ናይ ቁርፂ መዓልቲ ደቂ ኢትዮጵያ በቢኣንፈቱ እናተቃለሱ ይርከቡ። ናይ መላእ ኢትዮጵያውያን…