Fana: At a Speed of Life!

ቻይና ለውጢ ንብረት ኣየርን ብኽለት ከባቢን ንምፅዋር ዘለዋ ቆራፅነት ዝነኣድ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ለውጢ ንብረት ኣየርን ብኽለት ከባቢን ንምፅዋር ዘለዋ ቆራፅነት ዝነኣድ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ቻይና “ኢነርጂ፣ ንብረት ኣየርን ከባቢን” ብዝል መሪሕ ቃል ኣብ ምንካይ ልቀት ካርበን ዘድሃበ ታዩኣን ኢነርጂ ትሑት ልምዓት…

ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ስድራቤት እቲ ድምፃዊ፣…

ስራሕቲ ሰናይ ተግባራት ሚኒስቴር ትራንስፖርት ዝሓለፈ በጀት ዓመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ሰናይ ተግባራት ሰሪሑ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ንምሕጋዝ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን “ደምና ንሰራዊት ምክልኻል” ብዝብል መሪሕቃል ንሰራዊት ምክልኻል ደም ዝለገሱ እንትኾኑ፥ ናይ ሓደ…

ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እዚ ምዕራብ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ስራሕቲ ኪነ-ጥበብ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሙዚቃን ቴኣትርን እዚ ምዕራብ ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ተረኺቡ ስራሕቲ ኪነ-ጥበብ ኣቕሪቡ። እቲ ጉጅለ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቐፅለዐሉ ኣብ ዝርከበሉ ግምባር ማይ ፀብሪ ተረኺቡ ኢዩ ስራሕቲ ኪነ-ጥበብ እናቕረበ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ…

ኣብ ዞባ ጉራጌ መሰረታዊ ናይ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጉራጌ መሰረታዊ ናይ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ሚሊሻ ተመሪቖም። ኣብ ደቡብ ክልል ብምክትል ርእሰ ምምሕዳር ማዕርግ ኣተሓባባሪ ክላስተር ሰናይ ምምሕዳርን እና ናይቲ ክልል ሰላምን ጸጥታን ቢሮ ሓላፊ ኣይተ ኣለማየሁ ባውዲ÷ ሃገርና ካብ…

ዓሌት ዴልታ ኮቪድ-19 ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓሌት ዴልታ ኮቪድ-19 ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቁፅሪ ብለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዝተሓዙ፣ ብፅኑዕ ዘሓመሙን ህይወቶም ዝሓለፉን ዜጋታት ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።…

ናይ ብርሸለቆ ወታደራዊ መሰልጠኒ ሰልጠንቲ ወታደራት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ብርሸለቆ ወታደራዊ መሰልጠኒ ሰልጠንቲ ወታደራት የመርቕ ኣሎ። እቲ መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ምርቓቱ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ከምኡውን ናይ ሃገር መከላኸሊ ሰራዊት ላዕለዎት መኮንናት ኣብ ዝተረኸብሉ…

ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና ብዝብል መሪሕ ቃል ልዕሊ 55 ሚሊየን ክፋላት ሕብረተሰብ ግንዛብ ምትሓዝ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና ብዝብል መሪሕ ቃል ልዕሊ 55 ሚሊየን ክፋላት ሕብረተሰብ ግንዛብ ምትሓዝ ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ትራንስፖርት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 1…

ብወገን ማይፀብሪ ወረራ ንምፍፃም ዝፈተነ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተወቕዐ ናብ ዝመፅኦ ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብወገን ማይፀብሪ ናብ ክልል ኣምሓራ ንምእታውን ወረራ ንምፍፃምን ዝፈተነ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተወቕዐ ናብ ዝመፅኦ እናተመለሰ ምዃኑ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣይተ ያለኣለም ፈንታሁን ተዛሪቦም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ወ/ሮ ኣዳነች መዓልቲ ክብሪ መገልጋላይነት ኣመልኪተን ምስ ሰራሕተኛታት ፅሬት ወፍሪ ፅሬት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ክብሪ ኣገልጋላይነት ኣመልኪቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ወፍሪ ፅሬት እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝረኻባ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “ምግልጋል ካብ ዝኾነ ይኹን ንላዕሊ ክቡር ዝኾነ…