ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ኣብ መላእ ሃገር ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ኣብ መላእ ሃገር ተኸቢሩ ከምዝውዕል ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብኣሰናዳእነት እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ መላእ ሃገር “ንኽብሪ ኢትዮጵያ ደው ክብል ኢየ! ክዝምር ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ብኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ብኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዘሰልጠኖም 158 ተምሃሮ ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብ11 ዓይነታት ትምህርቲ ብስሩዕን ምሸታዊን መርሃ ግብሪ እናሰልጠኑ ዝነበሩ 158 ኢዩ ኣመሪቑ ዘሎ። እቶም ተመረቕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ንምግላፅ ጉያን ጉዕዞ እግሪን ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣነ እውን ንሃገረይ ወታደር ኢየ፤ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክዘምት ኢየ መዓዝ፣ ብምንም፣ ኣበይ ብዝኾነ ይኹን ብዝብል መሪሕቃል መበገሲኡን መወዳእትኡን ኣደባባይ መስቀል ዝገበረ ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮን ናይ እግሪ ጉዕዞን ተገይሩ። ኣሰናዳእነት ኮሚሽን ስፖርት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎረባብቲ ዞባታትን ወረዳታትን ክልላት ደቡብን ጋምቤላን ኣብ ልምዓትን ፀፅታን ጉዳያት ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎረባብቲ ዞባታትን ወረዳታትን ክልላት ደቡብን ጋምቤላን ኣብ ሰላም፣ ልምዓትን ፀፅታን ጉዳያት ዘድሃበ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኮሎራዶ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባርነቶም ኣብ ኣሜሪካ ኮሎራዶ ዝገበሩ ኣብ ኮሎራዶ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ንግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝኸውን 100 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ ካብ ዘሰናድኡዎም ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ምትእኽኻብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ፌዴራል ፖሊስ፣ ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊትን ካልኦት ኣካላት ፀጥታን ጁንታ ሒዙዎ ዝነበረ ስትራቴጂክ ጎቦ ኣልቂቐምዎ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ፣ ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊትን ካልኦት ኣካላት ፀጥታን ጁንታ ሒዙዎ ዝነበረ ስትራቴጂክ ጎቦ ከምዘልቀቕዎ ተገሊፁ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዕጡቓት ንምድምሳስ ኣብ ወሎ ግንባር ዝወፈሩ ኣባላት ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፃኢ ዘበን ብሩህ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኦሮሚያ ክልል ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ሉሜ መርሃ ግብሪ ምዝዛም ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብ ዝተረኸብሉ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃግብሪ መፃኢ ዘበን ብሩህ ኢዩ ዝበሉ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ እንሸጋገሮን ዘይንኽእልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‘እንኳዕ ደስ በለና! 6 ክሳብ 7 ቢሊየን ፈልሲ ተኺልና ናይ ሓምለዋይ ኣሰር ትልምና ኣዐዊትና” -ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ናይ ለሚ ዘበን መርሃግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 7 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ኣፍሊጦም። ስተዝኾነ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ ብምሕላፍ 6 ክሳብ 7 ቢሊየን ፈልሲ ተኺልና ናይ ሓምለዋይ ኣሰር ትልምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሰለስተ ኣንፈት ዘሰለፎ ጉጅለ ሙሉእ ንሙሉእተደምሲሱ- ሌ/ጀነራል ባጫ ደበሌ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሰለስተ ኣንፈት ዘሰለፎ ጉጅለ ሙሉእ ንሙሉእ ከምዝተደምሰሰ ዋና ኣተሓባባሪ ህንፀት ሰራዊት ሚኒስቴር ምክልኻል ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌኣብ እዋናዊ ኩነታትብምድሃብ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌዴራል ፖሊስ ምድብተኛታት ኣባላት ከቢድ ኣፅዋር ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴራል ፖሊስ ኣብ ዕዚ ደቡበ ማአእኸል መሰልጠኒ ዘሰልጠኖም ምድብተኛታት ኣባላት ከቢድ ኣፅዋር ኣመሪቑ። እቶም ኣባላት ብስናይፐር፣ መትረየስ፣ ድሽቃን አር.ፒ.ጂ (ፀረ ታንኪ ላውንቸር) ኣፅዋራት ዝሰልጠኑ ኢዮም፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ…