ግብረ ራዕዳውያን ንጎንፂ ዝመርፁዎም ከባቢታት ብልምዓት ብምትእስሳር እኩይ ዕላመኦም ምፍሻል ይግባእ – ዶ/ር ኣህመዲን መሓመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዳውያን ንጎንፂ ዝመርፁዎም ከባቢታት ብልምዓት ብምትእስሳር እኩይ ዕላመኦም ምፍሻል ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣህመዲን መሓመድ ገሊፆም።
ኣብ መዋስንቲ ከባቢታት ክልል ዓፋር ዞባ ሓደ ወረዳ ኣደኤላን ኣብ ክልል…