Fana: At a Speed of Life!

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ  ወርሒ መስከረም ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መስከረም መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ካብ 01 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ክሳብ 30 መስከረም 2014 ዓ.ም ናይ ኩሎም ፍሪያታት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ መሸጢ…

ህዝቢን መንግስቲን ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 85 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን መንግስቲን ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ልዕሊ 85 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ን4ይ ግዘ ገይሮም። እቲ ክልል ኣብ ኣርባዕቲኡ ዙር 295 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ዓይነትን ጥረ ገንዘብን ሓገዝ ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ።…

መዓልቲ ኢትዮጵያውነት  ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዝተረኸባሉ ብፓናል ዘተ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ብፓናል ዘተ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ናይ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፕሬዚዳንት ወይዘሮ መአዛ ኣሸናፊ፣ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ፣ ሚኒስትራትን ካልኦት…

ናይ ማሕበረሰብ ድጋፍ ኣብ ልዕሊ ጁንታ እነመዝግቦ ንዘለና ዓወት ናይ ባዕሉ ብፅሒት ኣለዎ- ጄነራል መሀመድ ተሠማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወሎ ግንባር ንዝርከብ ናይ መከላከያ ሠራዊት ኣብ ደሴ ከተማ ዝርከቡ ብሆቴል ቱሪዝም ዘርፊ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ነቲ ሰራዊቱን ክሳብ ግንባር ብምኻድ ስንቂ ኣቕሪቦም። ጄነራል መሀመድ ተሠማ ከምዝበልዎ፥ ናይ ፀላኢ ሓይሊ ይቕፃዕ ኣሎ÷ እዚ እውን…

መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዓልቲ ኢትዮጵያውነት ይኽበር ኣሎ። "ንክብሪ ኢትዮጵያ ደው ክብል ኢየ፤ ክዝምር ኢየ! " ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 100 ተሽከርከርቲ  መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) 3 ሺሕን 500 ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 100 ተሽከርከርቲ  መቐለ ኣቲየን። እቲ ፅዕነት ብፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣቢሎም ዝተውሓቡ  ምግቢን ካልኦት ሰብኣዊ ናውቲታት ሓገዝን ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፍልፍል:- ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ናይዚ ዓመት ሽልማት “በጎ ሰው” ሽልማት ኣሸነፊ  ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ ሓላፍነት ስራሕ መንግስቲ ብብቕዓት ብምውፃእ ናይዚ ዓመት ሽልማት "በጎ ሰው" ሽልማት ኣሸነፊ  ኮይኖም። እቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ሎሚ ኣብ ኣዲስ…

ደቡብ ሱዳን ኣብ ግዝኣታ  ናይ ኢትዮጵያ ጥቕሚ ኣብ  ሓደጋ ዘውድቕ ምንቅሳቓስ ንክግበር ኣይትፈቅድን -ፖል ማዮም ኣኬች

ኣዲስ ኣበባ፣  30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ኣብ ግዝኣታ  ናይ ኢትዮጵያ ጥቕሚ ኣብ  ሓደጋ ዘውድቕ ምንቅሳቓስ ንክግበር ኣይትፈቅድን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ደቡብ ሱዳን ፖል ማዮም ኣኬች ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መህድ…

ግብረ ራዕዳውያን ንጎንፂ ዝመርፁዎም ከባቢታት ብልምዓት ብምትእስሳር እኩይ ዕላመኦም ምፍሻል ይግባእ – ዶ/ር ኣህመዲን መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዳውያን ንጎንፂ ዝመርፁዎም ከባቢታት ብልምዓት ብምትእስሳር እኩይ ዕላመኦም ምፍሻል ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣህመዲን መሓመድ ገሊፆም። ኣብ መዋስንቲ ከባቢታት ክልል ዓፋር ዞባ ሓደ ወረዳ ኣደኤላን ኣብ ክልል…

ዞባ ደቡብ ጎንደር ናብ ዝተማልአ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ኣትዩ – ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ጎንደር ናብ ዝተማልአ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምዝተመለሰ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ኣመሓዳሪ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከምዝበሉዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ህዝቢ ኣምሓራ ዘወራርዶ ሒሳብ ኣለኒ ኢሉ…