Fana: At a Speed of Life!

ድምፃዊ ኣለማየሁ እሼቴ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጥ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሼቴ ብሃንደበታዊ ሕማም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። “ተማር ልጄ” ብዝብል ዘበን ተሳጋሪ ደርፉ ዝፍለጥ ድምፃዊ ኣለማየሁ እሸቴ፥ ፍርቂ ለይቲ 27 ነሓሰ 2013 ዓ.ም ሃንደበት ከምዝዓረፈ ተሓቢሩ። ውሩይ ሙዚቀኛ ኣለማየሁ…

ናይ ፌደራል ዋና ኦዲተር ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር  ድጋፍ ገይሩ 

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሐሴ 27፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ፌደራል ዋና ኦዲተር ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር  ድጋፍ ገይሩ። ምክትል ዋና ኦዲተር ወይዘሮ መሰረት ዳምጤ ኣብ ሓይሊ ምድሪ ብምርካብ እቲ ድጋፍ ንሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ወይዘሮ ማርታ ሊዊጂ ኣበርኪተን።…

ብከሓዲ ጄኔራል ምግበይ ሀይለ ዝተመርሐ ሓይሊ  ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ተደምሲሱ

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከሓዲ ጄኔራል ምግበይ ሀይለ ዝተመርሐ  ኣብ ማይፀብሪ ግንባር ኣብ ደባርቕን ዳባት ወረዳታት ኣዋሰንቲ ከባቢታት ጫንቅ፣ ጭናን ወቅንን ዝመፅአ ናይ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ሓይሊ ተደደምሲሱ፡፡ ናይ መከላከያ ሰራዊት መረዳእታ…

ወራር ግብረ ራዕዲ ኢትዮጵያውያን ብሓባር ንክለዓሉ ገይሩ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ኣደም ፋራህ 

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራርን መጥቃዕቲን ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያውያን ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ብሓባር ንክለዓሉ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ናይ ኣምሓራን ቅማንትን ህዝብታት ዘበናት ዘቑፀረ ሕውነት ብፅንፈኛታትነእ…

ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ምዃኑ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብተን ክልላት 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝኾነ…

“100 ንወገነይ” ዝተብሃለ ምትእኽኻብ ሓገዝ ካብ 1 ጳጉሜን ጀሚሩ ዕላዊ ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክብሪ ሃገር ኣብ ግምባር እናተዋደቐ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታትን ዝውዕለር “100 ንወገነይ” ዝተብሃለ ምትእኽኻብ ሓገዝ ካብ 1 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ዕላዊ ከምዝግበር ተገሊፁ። ወፍሪ…

ህወሓት ኣብ ዓፋር ወረዳ በርሃሌ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ተጎዲኦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓፋር ወረዳ በርሃሌ ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ተጎዲኦም። ብኣማኢት ዝቑፀሩ ንፁሃን ብጥይት ቆሲሎም ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ኣብዓላ ሕክምና እናተገበረሎም ከምዝኾነ ኣብቲ ቦታ ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ፋና…

ኣዲስ ኣበባን ቻይናዊት ከተማ ፉጃን ሕውነታዊ ከተማታት ንምምስራት ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባን ቻይናዊት ከተማ ፉጃን ሕውነታዊ ከተማታት ንምምስራት ዘኽእል ስነስርዓት ምንባር ክታም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ቤጂንግ ተኻይዱ። ኣብቲ ስነስርዓት ምንባር ክታም፥ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምውካል ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና…

ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ውዳበ ዓወት ቀረባ ክገብሮ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተገበሩ ኣብ ዝርከቡ  ምድላዋትን ኣብ ሞንጎ ሓይሊታት ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ውዳበን ዓወትና ቀረባ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣህመዲን መሓመድ ተዛሪቦም። ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልልን፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ሃርጌሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ሶማሊ ላንድ ሃርጌሳ ኣቲዮም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ሃርጌሳ እንትኣትዉ፥ ምክትል ሚኒስትር ውሽጢ ጉዳይ ሶማሊ ላንድ ሊባን ዩሱፍን ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ሃርጌሳ ኣምባሳደር ሰኢድ…