ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ራይሸል ኦማሞ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንተኣትዋ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ዱዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽፋን ንመሓዝ ፈቲኑ ዝተደምሰሰ ዕጡቕ እቲ ግብረ ራዕዲ ናይ ውሕሃ ስደተኛ መታወቂያ ዝሓዙ ኢዮም- ኣይተ ኣገኘሁ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሱዳን ኣንፈት ብሽም ቅማንት ዝንቀሳቐስ ፅንፈኛ ሓይሊ ሽፋን ንምሓዝ ህወሓት ብዝገበሮ ምንቅስቓስ ፈቲኑ ዝተደምሰሰ ዕጡቕ እቲ ግብረ ራዕዲ ናይ ዓለም ለኸ ትካል ሓገዝ መታወቂያ ዝሓዙ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ኮሚሽን ንተመዛበልቲ ወገናት ሓገዝ ምግቢን ናውቲን ተበፃሒ ንምግባር እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋን ኮሚሽን መተሓባበሪ ምክልኻል ሓደጋ፣ ውሕስና ምግቢን ፍሉይ ድጋፍ ዘድልዮም ከባቢታትን ክልል ኣምሓራን ከተማ ደሴ ከተማ ዝተዓቖቡ ተመዛበልቲ ዝርከቡሉ ኩነታት ጎብኒዮም። ካብ ዞባ ሰሜን ወሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤሩት ብዘይሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 35 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤሩት ብዘይሰነድ እናነበሩ ዝነበሩ 35 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢ ምስ ቤት ዕዮ ኢሚግሬሽን ሊባኖስ ብምዝርራብ ኢዮም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተምሳሌት ናፅነት ኣፍሪካ ኢያ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣለምፀሃይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኡጋንዳ ጄጄ ኦዶንጎ ኣብ ክልተኣዊ፣ ከባቢያዊን እዋናዊን ጉዳያት ኣድሂበን ተዛቲየን። ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ኩለመዳይ ርክባት ንምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት እውን ተመያይጠን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ሓዊሱ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ ፈጠርቲ 100 ኣፍሪካውያን ደቂ ኣንስትዮ ተኻቲተን Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ ፈጠርቲ 100 ኣፍሪካውያን ደቂ ኣንስትዮ ተኻቲተን። ኣብቲ ዝርዝር ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ፊልሰን ኣብዱላሂ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣፍሪካ ግዚኡ ሕዚ ኢዩ፣ ሓቢርና ካብ ጉድጓድ ድኽነት ብቕልጡፍ ክንወፅእ ንኽእል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍሪካ ግዚኡ ሕዚ ኢዩ፣ ሓቢርና ካብ ጉድጓድ ድኽነት፣ ካብ ዘይምትእምማንን ክብሪን ካብ ለመናን ብቕልጡፍ ክንወፅእ ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ትተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በርሃሌ መንገዲ ኣስፋልት ብሞርታር ንምቑራፅ ዝተገበረ ፈተነ ብጀጋኑ ዓፋር ፈሺሉ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳሎል ንምቁፅፃር መንገዲ ኣስፋልት ብከቢድ መሳርሒ ወቒዑ ንምቑራፅ ዝገበሮ ፈተነ ፈሺሉ። እቲ ጉጅለ መዓድናት ናብ ዝርከቡሉ ዳሉል ንምግስጋስ በርሃሌ ንምቁፅፃር መንገዲ ኣስፓልት ብከቢድ መሳርሒ ወቒዑ ንምቑራፅ ዝገበሮ ፈተነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍሉያት ሓይሊን ኣባላት ፖሊስን ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ ) ፍሉያት ሓይሊን ኣባላት ፖሊስን ክልል ሶማሌ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ሙሐመድ አሊ÷ ናይ ሃገር ሓድነት ንምርግጋፅ ኣብ ግንባር ንዝተሰለፉ ሓይሊታት ፀፅታ ዝግበር ኩለ መዳያዊ ድጋፍ ተጠናኺሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ክፍተታት ዓውዲ ትምህርቲ ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ፍኖተ ካርታ ትምህርቲ ሓፈሻዊ ክፍተታት ዓውዲ ትምህርቲ ተሓሳቢ ዝገበረ ኢዩ ከበል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህረቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ፥ ነቲ ከፍተታት ዝመልእን ኣብ መፅናዕቲ ዝተደረኸን ከምዝኾነ ሓቢሮም።…