Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሶማሌ፣ ሃረሪን ደቡብ ክልላትን ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌ፣ ሃረሪን ደቡብ ክልላትን 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ንዝካየድ ምርጫ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ። ኣብ ከይዲ እቲ ምዝገባ ብዝተርኣዩ ጉድለታት፣ ብዝቐረቡ ኣቤቱታታትን ፀገማት ፀፅታን ምኽኒያት 14 ሰነ 2013 ዓ.ም ምርጫ ዘይተኻየደሎም…

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብመሰረት ምስ መንግስቲ ዝገበሮ ስምምዕነት ስርሑ ንምጅማር ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማህበር ክሳብ ሐዚ ብዝፈፀሞ ተግባራትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን በዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር…

ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት መተሓባበሪ ማእኸል ህፁፅ ግዜ ኮሚቴ ሚኒስቴራት ዘተ ኣካይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ስሩዕ ዘተ፥ ሰብኣዊ ድጋፍ ዘለዎ ብርኪ፣ ኣፈፃፅማ ኣብያተ ዕዮ፣ ፍሉይ ትኹረት ንዘድሊዮም ከባቢታት…

ሰራሕተኛታት ኮሜርሻል ኖሚኒስ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሜርሻል ኖሚኒስ ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም። ዳይሬክተር ጄነራል እቲ ትካል ኮማንደር ጥላሁን ፀጋዬ ከምዝበልዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ናብ መ፪ቃብሮም ክሳብ ዝኣትዉ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር…

ናይ ህልውና ወፍሪ ምድጋፍ ሃገር ንከይትፈርስ ምግባር ኢዩ-መንግስቲ ክልል ሃረሪ

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላከያ ሰራዊት ሓዊሱ ኣብ ወፍሪ ምርግጋፅ ሀልውና ተሰሊፎም መስዋእትነት ዝኸፍሉ ዘለዉ ሓይሊታት ፀፅታ ምድጋፍ ሃገር ንከይትፈርስ ምግባር ኢዩ ክበል መነግስቲ ክልል ሃረሪ ገሊፁ። ግብረ ራዕዲታት ህወሓትን ሸኔን ሃገርና ንምፍራስን ህዝቢ ንምውራድን…

ዜጋታት ደም ንምልጋስ ዘርኣዮ ፍቓደኝነትን ደም ናይ ምልጋስ ታሪክ ዝለወጠ ኢዩ-ብሄራዊ ባንኪ ደም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ደም ንምልጋስ ዘርኣዮ ፍቓደኝነትን ደም ናይ ምልጋስ ታሪክ ዝለወጠ ኢዩ ክብል ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም ገሊፁ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ባንኪ ደም  ኣይተ ያረጋል ባንቴ…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ዝህልዉ ሰላምን ዕብየትን ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሽርክንኣ ክተርእይ ከምዘለዋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)እስትራቴጂካዊ ከባቢ ኣብ ዝኾነ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ዝህልዉ ሰላምን ዕብየትን ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ሽርክንኣ ክተርእይ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ናይ ኢትዩጵያ ሃይማኖት ትካላት ጉባኤ ናይ ኣሜሪካ ቅርንጫፍ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዘድሃበ ንሚኒስቴር…

ለበዳ ኮቪድ ንምቁፅፃር ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዓውዲ ሚዲያ ዓብዪ ተጋድሎ ገይሩ ኢዩ-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ኮቪድ ንምቁፅፃር ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዓውዲ ሚዲያ ዓብዪ ተጋድሎ ገይሩ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቶም ሚዲያታት ነቲ ቫይረስ ንምክልኻል ዝሕግዙ መረዳእታታት ብምሃብን ናይ ተግባር ስራሕ ብምስራሕን…

ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዓፋር ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ክልል ዓፋር ህወሓት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንዝተፈናቐሉ 530 ሺሕ ብር ግምት ዘለዎ ሰብኣዊ ድጋፍ ገይሮም። ሓላፊት ማሕበራዊ ጉዳይ እቲ ክልል ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ፥ ማሕበረሰብ ድጋፍ እናገበረ እኳ እንተኾነ መንግስታዊ ዘይኮኑ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ን1 ሺሕ ተፈናቐልቲ መራሕቲ ስድራ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብሰንኪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነዝተመዛበሉ ኣብ ግዚያዊ መፅለሊ ደባርቕ ንዝርከቡ 1 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ድጋፍ ገይሩ። ኣብቲ ማሕበር ኣተሓባባሪ ቅርንጫፍ ጎንደር ኣይተ ኣታለል ታረቀኝ ንግዜኢ ከመዝበልዎ፥ ነቶም…