Fana: At a Speed of Life!

ክልል ሃረር ምስ እዚ ምብራቕ ብምትሕብባር ዘሰልጠኖም ሚሊሻታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሃረር ምስ እዚ ምብራቕ ብምትሕብባር ዘሰልጠኖም ሚሊሻታት ኣመሪቑ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረር ወይዘሮ ሚስሪያ ኣብደላ፥ ህወሓት ንኢትዮጵያ ንምፍራስን ንምብታንን ሓሲቡ ዝኸፈቶ ኲናት ብዝተሓባበረ ቅልፅም ብምምካት ዝተጀመሩ ስራሕቲ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያ) ምስ ጋና መዘነኣ ንምፅዋት ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ። ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ፥ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ንምፅዋት ናብ ጋና ዝጓዓዙ ናይ መወዳእታ…

ህወሓት መናእሰይ ትግራይ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ስልጠና ናብ ኲናት የእቱ ኣሎ – ምሩኻት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መናእሰይ ትግራይ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ስልጠና ናብ ኲናት እናእተወ ምዃኑ ኣብ ግምባር በርሓሊ ዝተማረኹ መናእሰይ ተዛሪበ። ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር መጥቃዕቲ ካብ ዝኸፈተሎም ከባቢታት ወረዳ በርሓሊ ሓደ ኢዩ፡፡ ኣብቲ…

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምስላጥ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ብምግምጋም በጀት ዓመት 2014 ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ክሳብ…

ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ 7 ትካላት ክልተኣዊ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሽዱሽተ ሚኒስቴር ቤት ዕዮን ምስ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ክልተኣዊ ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ መረዳድኢ ስምምዕነት ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ እተን…

ኤምባሲ ቻይና ንሚኒስቴር ባህለን ቱሪዝምን ናይ ላፕቶፕ ኮምፒውተራት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ  ንሚኒስቴር ባህለን ቱሪዝምን ናይ ላፕቶፕ ኮምፒውተራት ድጋፍ ገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ሃብታሙ ሲሳይ÷ ከልቲአን ሃገራት ዝፀንሐ ሕውነትን ለዕሊ 50 ዓመት ዘቑፀረ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድናን ዘለወን ኢየን…

ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም። ካብ ሓገዝ ብተወሳኺ ሚኒስትር እቲ ሚኒስቴር ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ሓዊሱ ማሕበረሰብ ሚኒስትርሳይንስን ላዕለወዎት ትካላት…

ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ 7 ሚሊየን ሓሊፉ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሪ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻልን ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ኣፍሊጡ። ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወተቶም ዝሰኣኑ ሰባት ድማ ልዕሊ 194 ሺሕ ከምዝኾነ ገሊፁ። ብኻሊእ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓውዲ በረራ ምስ ኩባኒያ ቦይንግ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣  24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓውዲ በረራ ምስ ኩባኒያ ቦይንግ ስምምዕነት ከቲሙ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኩባኒያ ቦይንግን ኣብቲ ዓውዲ ናይ 70 ዓመታት ናይ ሓባር ታሪክ ከምዘለዎም ዝሓበራ ወርልድ ኤርላይን ኒውስ ድረገፅ፥ እቲ ሰነድ ስምምዕነት ኢትዮጵያ…

ምዝመዛ ጉልበት ህፃናት ንምዕጋት ዘኽእል ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ደቡብን ምዝመዛ ጉልበት ህፃናት ንምንካይ ዘኽእል ኣብ ዝተመረፃ ክልተ ዞባታት ዝትግበር ሺ ትራይቭ ዝተብሃለ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ኢሉ ኣባቦርን ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌዴኦን ምዝመዛ ጉልበት ህፃናት…