ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ን5 ሃገራት ናይ መግቢ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ለጊሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ ሓዊሱ ን5 ሃገራት ናይ መግቢ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ከምዝለገሰት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፁ።
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብታ ሃገር ዝተረኸበ ገንዘብ ንኢትዮጵያ፣ ናይጄሪያ ፣ ማዳጋስካር ፣ደቡብ…