ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ምምሕዳር እቲ ከተማ ሀዝቢ ብምትሕብባር 28 ሚሊየን ብር፣ ለዕሊ 3 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ናውቲ ኢዩ ድጋፍ ገይሩ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ርኽክብ ዝተረኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረር ንህወሓትን ሸኔን ዝኹንን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ንጥምረት ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንንን ሉኣላዊነት ሃገር ንምሕላው መስዋእቲ እናኸፈለ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ዝድግፍን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ካብ ከተማታትን ወረዳታት ገፀርን እቲ ክልል ዝተውፃእፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ቦሮና መካነ ሰላም ኣብ ወሎ ንዝርከቡ ግንባር ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቦሮና መካነ ሰላም ከተማ ምምሕዳር ኣብ ወሎ ንዝርከቡ ግንባር ድጋፍ ገይሮም። ምምሕዳራት ከተማ ቦራናን መካነ ሰላምን ልዕሊ 680 ሺሕ ብር ብዝግመት ዋጋ ዝተዓደጋ እንስሳት ኣብ ወሎ ግንባር ንዝርከብ መከላከያ ሰራዊት ድጋፍ ገይሮም። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ድጋፍ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ማይ ፀብሪ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ናይ ኣልባሳትን ለስላሳ መስተን ድጋፍ ገይሮም። ተወካሊ እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣይተ ሙሉጌታ ቢያዝን ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 7 ሺሕ ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን ብሙሉእን ዓኒዮም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ምኽንያት ኣብ ትግራይ 7 ሺሕ ኣቢያተ ትምህርቲ ብኽፋልን ሙሉእ ብሙሉእን ከምዝዓነዉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። እዚ ዝተገለፀ ሃገር ለኸ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ትምህርቲ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶን ወሰኽ ክፍሊትን ኣብ ዝፍፅሙ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ስጉምቲ ክወስድ ኢየ – ቢሮ ትምህርቲ ኣ/ኣ Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶን ወሰኽ ክፍሊትን ኣብ ዝፍፅሙ ኣቢያተ ትምህርቲ ውልቀ ስጉምቲ ከምዝወስድ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ፥ ውልቀ ትካላት ኣገልግሎት ትምህርቲ ወሰኽ ክፍሊት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ያለምዘርፍ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Aug 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ውድድር ኣትሌቲክስ ፍርቂ ማራቶን ዓለም ክብረ ወሰን ንዘመዝገበት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር “ ጓል ኢትዮጵያ ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኡጋንዳ መዘነኣ 2 ን 1 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ዘካየደኦ ምሕዝነታዊ ፀወታ ኢትዮጵያ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኢትዮጵያ ተዓዊታ ንኽተወፅእ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 11 ደቒቕ ከምኡ እውን ኣቤል ያለው ኣብ መበል 54 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ንህላወ ኢትዮጵያ ብሓባር ደው ክንብል ይግባእ – ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ንህላወ ኢትዮጵያ ብሓባር ደው ክንብል ይግባእ ክብሉ መራሒ ፓርቲ ኢዜማ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣባላትን ኣመራርሓን ፓርቲ ኢዜማ፥ “ደመይ ንሃገረይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 29, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ንምኽባር እናተዋደቐ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻታትን ካብ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…