ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኡመድ ኡጅሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ጋምቤላ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ ንኣይተ ኡመድ ኡጅሉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ገይሩ መሪፁ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቢለን ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። ብብስራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ መስራቲ ጉባኤኡ ሓደሽቲ ሕፁያት ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ መስራቲ ጉባኤኡ ሓደሽቲ ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። እቶም ኣፈፀምቲ ስራሕ ብርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ቀሪቦም እቲ ቤት ምኽሪ ኣፅዲቑዎ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ሕፁይ ዶክተር ጌታቸው ጀበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናገበሮ ዝርከብ ጎስጓስ ኲናት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝበኣሰ ፀገም ዘቃልዕ ኢዩ – ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ትዴፓ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሎሚቅነ እናገበሮ ዝርከብ ጎስጓስ ኲናት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝበኣሰ ፀገም ዘቃልዕ ከምዝኾነ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣይተ ሙሉ ብርሃን ሃይለ ተዛሪቦም። ኣይተ ሙሉ ብርሃን ሃይለ፥ መራሕቲ ኲናት እቲ ግብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ኢንተርኔት 4ጂ ኣብ ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራብ ሪጅን ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ግድብ ህዳሰን ከባቢኡን ቅልጡፍ ኣገልግሎት ኣድቫንስ ኢንተርኔት 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣጀሚሩ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ተረኺበን ብዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ባንቺኣየሁ ድንገታ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ኮይነን ተሸይመን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ካምቤላ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ ወይዘሮ ባንቺኣየሁ ድንገታ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ገይሩ ሾይሙ። እተን ዝተሾማ ሓዳሽ ኣፈ ጉባኤ፥ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቢለን ቃለ ማሕላ ፈፂመን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውሕመ ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ዋፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘተ ከምዘካየደ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ድምፂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ክልል ሱማሌ ጣቢያ መረፃ ሽንሌ ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ድምፂ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ ሕጉስ ከምዝኾኑ ብምግላፅ መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 6ይ ዙር እዋን መረፃ 1ይ ዘበን ስራሕ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ካቢኔታትን ክሾም ኢዩ ዝብል ትፅት ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ኮይነን ተሾይመን Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መስራቲ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ቤት ምኽሪ ክልል ሲዳማ ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ገይሩ ሾይሙ፡፡ ወ/ሮ ፋንታዬ ከበደ ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ብምዃን ቃል ማሕላ ፈፂመን፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ይልቃል ከፍኣለ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኣምሓራ ዝነበሩ ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ኣስረስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም። ብምንይችል ኣዘዘው እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…